“ዓለም 9 ዘይትመልእ 10”! ካብቶም ካብ መላእ ዓለም ዝሃብተሙ ክልተ ስድራቤት ሓደ ዳቪድ ሮክፈለር ድሕሪ 6 ግዜ ሓዲሽ ልቢ ምቕያር ኣብ መወዳእታ ኣብ 101 ዕድሜኡ ዓሪፉ
ዳቪድ ሮክፈለር ሓደ 2ይ ሃብታም ኣብ ዓለም ኣብ 101 ዕድሜኡ ዓሪፉ። ዳቪድ ሮክፈለር ሃብታም ኮይኑ ጥራይ ዘይኮነስ ብጭካኔን ብሰይጣናዊ ኣምነትን ንዓለም ሰጥ-ለበጥ ኣቢሉ መታን ንክገዝኣ፣ 6 ግዜ ልቢ ቀያዪሩ። ኣብ መወዳእታ ግና፣ መን ዝነበሮ ድኣ ክነብር እሞ ብስቓይ ደኣ ኣብ 101 ዕድሜኡ ተሰናበተ።
ዳቪድ ሮክፈለር ጎበዝን ማእከላይ ዕድመን ምስ ኣረገን ዘርኢ ስእላዊ መግለጺ
ዳቪድ ሮክፈለር መሃንድስ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ኮይኑ ንመላእ ዓለም ብስዉር ክገዝእ ዝጸንሐ እዩ። እዚ ማለት ድማ ንዂሎም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ብስዉር ደሞዝ ኣናከፈለ ብትእዛዙ ከምዝገዛኡ ክግብር ዝጸንሐ ሰብ እዩ። ንሱ ዋና ማእከላይ ባንክ ዓለም ኮይኑ፣ ሃንዳስን ቀያስን ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት (ግሎባሊዝም) እዩ። ክታበት ሓደ ከም ውግእን ጥሜትን ፕርጀክት ኮይኑ ብገንዘብ ምወላ ሮክፈለር ዝቖመ እዩ። እቲ ንወድሰብ ፖልዮ ዶ ካልእ ሕማማት ከይሕዞ ተባሂሉ ብፍላ ንቖልዑ ዝኽተብ ክታበት፣ ቁጽሪ ህዝቢ ዓለም ንምጒዳልን፣ ወይ ድማ DNA ደቂሰባት ዝቕይርን ስማዊ መድሃኒት ዝትሕዝትኡ እዩ። ገርሀኛ ህዝቢ ዓለም ግና ሓቂ መሲሉዎ ደቁ ፖሊኦ ከይሓሙ ኢሉ ነዚ ስሚ እዚ ንኽውግኡ ይፈቅድ። ነቲ ብስም ክታበት ተባሂሉ ንቆልዑን ዓበይትን ዝውጋእ መድሃኒት (ስሚ) ዝውንን ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣምብኣር፣ ዳቪድ ሮክፈለር ነበረ። ክታበት ሓደ ካብቶም ንህዝቢ ዓለም ንኸውሕዱን፣ ከጽንቱን ተባሂሉ ብመሃንድሳት ጺዮናውያንን፣ ግሎባሊስን (ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት) ብውዲት ዝተማህዘ እዩ። ዋናኡ ድማ ሮክፈለር ነበረ። እቶም ፍሉጣት ፖርጀክትታት ጥፍኣት፣ ከም ፕሮጀክት-ውግእ፣ ኮነ ኢልካ ዝተማህዘ ፕሮጀክት-ጥሜትን፣ ምንዛሕ ፕርጀክ-ሕማም ኤይድስን፣ እቲ ከም ኲናት ዘገልግል ግንከኣ ንህዝቢ ዓለም ንኸውሕድ ተባሂሉ በተን ፋርማ ኢንዳስቲ ዝተማህዘ ትካል እዩ። መዋሊኡ ግና ዳቪ ሮክፈለር ነበረ።
ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
18.06.2017 ዓ.ም.ፈ.
Recent Comments