ሲስተም ንሲስተም ይምክት፣ ሃገር ድማ ንሓንቲ ሃገር ትምክት። ናትካ ሲስተም እንተድኣ ዘይብልካ፣ ናትካ ሃገር ድማ የብልካን። ይሁዳውያን ወይ ጽዮናውያን፣ ጽኑዕ ሲስተም ስለዝሓንጸጹን ካብ ጥንቲ ጀሚሮም እንዳኣማዕበሉዎ ስለዝመጹን እዮም ንዓለም ክሳብ ሎሚ ሓያላት ኮይኖም ዝገዝኡዋ ዘለው። ኩሉ ዝገብሩዎ ድማ ኣብ ጥንቆላን ረቂቕ ሃይማኖትን ዝተመርኮሰ ውዲት እዩ።

We are not dealing with theory.
We are dealing with real, historical examples of how we fought back so we can use these tactics today.

ምንጪ ሓበሬታ፤  www.africanhistorynetwork.com

ግድነት ክስማዕ ዘለዎ ሃናጺ ቪድዮ
ብProf James Smalls 

The Rebuilding Of The African Spirituality
ቀዳማይ ቪድዮ
https://youtu.be/3fXlm5L3Wcc

ካልኣይ !iድዮ.

African Spirituality: Awakening The God Within”

When one Person suffers from a delusion, it is called Insanity. When many People suffer from a delusion, it is called a Religion. Robert M.Pirsig Internationalen Bestseller.
ሓደ ሰብ ብምትላል እንተድኣ ዝሳቐ ኮይኑ፣ ዕብዳን ይብሃል። ብዙሓት ሰባት ብምትላል እንተድኣ ዝሳቈዩ ኮይኖም ድማ ሃይማኖት ይብሃል። ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኣብ ዓለም፣ ንወድሰብ ፈላልዩ ዝገዝእ ቀንዲ መሳርሕን መሳርያን ጽዮናውያን፣ ሃይማኖት እዩ።

ኣብዚ በጺሕናዮ ዘሎና ክፍለዘመን እቲ ግብረ ሽበራን ቅትለትን ምፍሳስ ደምን፣ ኣብ ሃይማኖት ምስልምና ዝተመስረተ እዩ።  ብግርህነት ክትዓዘቦ ከሎኻ ኣንጻር ክርስትና ኮይኑ ይርድኣካ፣ እቲ ዓላምኡ ግና ንምስልምናን ክርስትያንን ኣጥፊእካ ብሃይማኖት ይሁዳውያን ንምትካእ ጥራይ እዩ።ነዚ ዝዝውሩዎ መሃንድሳት ስዉራት ሓይልታት ግና ኣስላም ኣይኮኑን ክርስትያንውን ኣይኮኑን። ብረቕ ውዲታዊ ሜላ ገሮም ንህዝቢ ዓለም ኣእምሮኡ ስለዝሰለቡዎ ግና ብግርህነት ኣስላም ንክርስትያን ንኸጥፍኡዎም ከምዝተላዕሉ መሲሉዎ ባaሊፍ ከይተረድኦ ኣሚኑ ይጠፍእ ኣሎ።

ኤውሮጳውያን፣ ብፍላይ እኳድኣ እቶም “ይሁዳውያን ኢና፣ ሕሩያት ህዝቢ ኢና፣ ደቂ ኣምላኽ ኢና” ብሃልቲ፣ ግንከኣ ካብ ጥንቲ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ጀሚሮም  ብውዲትን ብጥንቆላን ክሰርሑ ዝጸንሑ፣ ጸኒሖም ድማ ንየሱስ ክርስቶስ ዝሰቐሉዎ ዓሌት ወይ ህዝቢ እዮም። እዞም ዓሌት እዚኦም፣ ካብ ባቢሎን ተበጊሶም፣ ኣብ ከባቢ ሰሜናዊ ምዕራብ ኤውሮፓ ሃገራት ፋሕ ብትን ኢሎም ዝነብሩ ክፍሊ ህዝቢ ዓለም እዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ካዛርያ ዝብሃል ኣውራጃ ቱርኪ ብብዝሒ ይነብሩ ነበሩ። ካብ ካዛርያ ተበጊሶም ድማ፣ ንመላእ ኤውሮጳ ዝተሃዘቡ። ቀንዲ መነባብርኦም ድማ ካብ ጥንቲ ጀሚሮም እዮም፣ ብንግድን ብሓረጣን ክነብሩ ጸኒሖምን ክሳብ ሎሚ ድማ ወነንቲ ወርቅን፣ ድያሞንድ፣ በልዚንን፣ ባንክን እዮም።

ካብ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ጀሚሮም ክቡር ባህልን ሃይማኖትን፣ እምነትን፣ ምዕባሌን ህዝቢ ኣፍሪቃ ዝዘመቱ፣ ናቶም ታርኽን ውርዙይ ባህልን፣ መሰረት ቅኑዕ ሞራልን ዘይብሎም ዓሌት እዮም። እንሆ ድማ ክሳብ ሎሚ ንህዝቢ ኤውሮጳን ኣሜሪካን ብፍላይ እኳድኣ ንህዝቢ ኣፍሪቃ ካብ መሸጣ ባርነት ጀሚሮም ክሳብ ሎሚ የሳቕዩዎን ይምዝምዝይዎን ኣለው።ገበርትን ሓደግትን ቍጠባን ኮይኖም ድማ፣ ክሳብ ሎሚ ብቚጠባ ንዓለም ሰጥ ለበጥ ኣቢሎም ዝገዝኡ ዘለው ውዲታውያን (ካዛርያን ማፍያ) እዮም። ቀንዲ እምነቶም ከኣ ሰይጣናዊ እዩ። ኣውራ ወፍሮም ድማ ምእካብ ብሓረጣ ገንዘብን፣  ምዝማት ክቡር ምእዕድን፣ ከም ወርቅን ድያሞንድ ኣፍሪቃን ኮይኑ፣ ካብ ኲናትን ሽበራን ቅትለትን ዓመጽን፣ ስርቅን፣ ዝሙትን፣ ግብረ ሰዶማዊ ነውሪ ድማ ብዙሕ መኽሰብ ዝረኽቡ ህዝቢ እዮም።

ግፍዕን ገበንን ዝምታን ክቡር ታሪኻዊ መለልዪ ኣፍሪቃያንን፣ በዞም ቶዃሉ እዚኦም ከምትዘምተን ከምዝተፈግረን ዝትርኹ መጻሓፍቲ ታሪኽ፣ ብደም ተሰኒዶም ኣሎዊ። መኽንያቱ ንሓቂ ብርእሳ እንተድኣ ቀቢርካያ፣ ብርእግራ ትወጽእ ከምዝብሃል፣ እቲ ሓቂ ድሮ ድሕሪ ኣሽሓት ዘመናትክግሃድ ይጅምር ኣሎ። እቲ ቀንዲ ሕልሞም ድማ፣ ንህዝቢ ኣፍሪቃ ኣጽኒቶም፣ ባህርያዊ ጸግኡ ዘሚቶም፣ ኣብ መወዳእታ ዳም ነታ ኣፍሪቃ ክፍለ ዓለም፣ ከም ዓዶም ገሮም ንኽግብትዋ እዩ። እቲ ደናቝር ምኻኖም ግና፣ “ዘይወግሕ መሲሉዋስ ኣብ ቦዅራ ትጽሕጽሕ” ከምዝብሃል፣ ድሮ እቲ ውዲታዊ ወፍሮም፣ ሳላ ግዜ ሎሚ ይግሃድ ከምዘሎ ገና ዋላ ትንፈር በጊዕ ኣያ እንዳበሉ ምርብራቦም እዩ። እወ ግዜ መምህርን መንኮርኮር ታርኽን ስለዝኾነ ግና፣ ግዚ ይቝድመና ኣሎ፣ ይኸሽሓና ኣሎ ዝብል ሕልናዊ ፍርዲ ግና ገና ኣይተዓደሉን። ኩነታት ዓለም ድማ ባዕሎም ብዓይኖም ይርእዩዎ ኣሎው። እቲ ስዕረቶም ኣንዳተቋረበ ክዕዘብዎ ክለለው ግና፣ንሓደ ቢልዮን ዝኸውን ህዝቢ ኣፍሪቃ ጨሪሶም ከጽንቱዎ ዓቕሚ የብሎምን።

ካብቲ ቀንዲ ውዲታዊ ወፍሮም ሓደ ድማ፣ ንኩሎም መራሕቲ ኣፍሪቃ ስለዝዓሰቡዎም፣ ገረብ ብሓኽላ ገሮም እዮም ንህዝቢ ኣፍሪቃ ትንፋሱ ዘምልቝዎ ዘለው። ስለዚ ኣፍሪቃውያን ካብ ካልኦት ከይተጸበዩ፣ ካብ ጸላእትም ብነብሶም ተኣማሚኖም፣ ባዕሎም ብፍልጠት ክውሃሃዱን ጸላእቶም ክምክቱን መድረኽ ይጠልቦም ስለዘሎ፣ ሕጂ ካብ ድቃሶም ክበራበሩ ክጅምሩ ኣለዎም። እቶም ቅድሚ ሎሚ ዝተጸበዮም ተላጊጾምሉ እዮም። እወ፣ ክሒዶሞን፣ ጠሊሞሞን እዮም። ኩሉ ዓቕሞም ድማ ኣብ ምርምርን ፍልጠትን ክምስርቱዎ ኣለዎም። ጸላእቶም ብግቡእ ኣለሊዮም ብፍልጠት ክምክቱ ኣሎዎም። ከምኡ እንተዘይገሮም ግና ክጠፍኡ እዮም።

ብሓልዮት መጽናዕትን ምርምርን መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
22.ሓምለ 2017 ዓ.ም.ፈ.