ዝተፋላለዩ ቃለ መሕትት መላኺ ኢሳያስን፣ ካልኦት ብኣውድዮ ቪስዝዋል ዝተዳለው መግለጺታትን ኣኅኻኺብና ነቕርብ ኣሎና። ከም መግለጺ ነፍሰሄር ወዲቫካሮ ዝኣመሰሉ መግለጺታት እውን ኣቕሪብናልኩም ኣሎና። ቃለ ምሕታት ልኡኅ መላኺ ኢሰያስ ግና፣እንታይ ተልእኾ ከምዘለዎሲ፣ ኣስተብሂልኩምሉዶ ትፈልጡ? VIDEO

መለኽትን ደረጃታትታት ጭካኔኦምን፤ መላኺ ኢሳያስ ምስ መላኺ ሙሰቬኒ ክወዳደር ከሎ።

ከምኣመሉ ድማ ዘይፍጸሙ ተስፋታት ኣተስፍዩ።

ሓሶታት ኢሰያስ 2009 ዓ.ም.ፈ.፣ ኣብ ኤርትራ ጥሜት ዝብሃል የሎን ይብልሞ፣ ነታ ትካል ጽዮናውያን ዝኾነት  UNICEF ግና ውዲታዊ ተልእኾኣ ንኸተካይድ ፈቒዱላን ኣሚኑላን።

ቃለ መሕትት መላኺ ኢሳያስን እንታይ ተልእኾ ከምዘለዎ ኣስተብሂልኩምሉዶ ትፈልጡ?

“ዓሺኻ ኢሰያስ በጃኻ ሎሚ ውረድ ካብዚ ተወጢሕካዮ ዘሎኻ ኮረሻ ስልጣንካ።  “ስመር ንምንታይ፣ እወ፣ ኢሰያስ ከልግስ። እሞከኣ ኣብዝቐልጤፈ፣ ደም ከይተፋሰሰ ከነልግሶ ኢና”።ንሓርነት ብሓድነት ኣብ ምድላይ ዘሕለፈ ሃገራዊ ነፍሰሀር ዶር. ተወልደ ተስፋማሪያም  (wedi vacaro)።

“ሎሚ ምሳኻ ዝዛረብ ዘሎ ወዲ ቫካሮ ኣይኮንኩን፣ ህዝቢ እዩ ዝሓተካ ዘሎ፣ እሞ ዘታለልካዮ ስለዝኣክል፣ መታለሊ ድማ ስለዝኾንካ፣ ብኽብረትካ ውረድ! ከይትዋረድ! ካብታ ፕሮጀክት ሆስፒታል ንኸይትስራሕ ዝኣገድካኒ ዕለት ጀሚረ ፎእ ኢለካ እየ”። ነፍሰሀር ዶር. ተወልደ ተስፋማሪያም  (wedi vacaro)

ቃለ ምሕታት Dr.Tewolde Tesfamariam (wedi vacaro) ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2013 ዓ.ም.ፈ. ብቲቪ ድምጺ ህዝቢ

ሓርበኛ ወዲ ቫካሮ፣ ኣብ ቃልዕ ወጺኡ ንልኡህ መላኺ ኢሰያስ ስለዝመከተ፣ ብስለላ መርበብ፣ ብረቂቕ ሜላ ተሰሚሙ ነቲ ዝመደቦ መኸተ ምእላይ aiሰያስ ከይሰለቶ ሓሊፉ። መልእኽቱ ግና ንመንእሰያት ኤርትራ ተመሓላሊፉ ኣሎ።

ሓደራኻ ንበሎ ንሓላፍ መንገዲ ከይትገድፎ፣ ሕዳሪናይ ፈላስፋ ዶክቶር ርእሶም። ቃለ መጠይቕ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ https://youtu.be/IaAOqZdQa30

 

ነቲ ፖለቲካዊ ኣማኻሪ ኢሰያስ፣ የማነ ገብረኣብ (ህበይ)፣ ጋዘጠኛ ብዛዕባ ውድዓዊ ስደት መንእሰያት ኤሪትራ ክሓቶ ከሎ፣  ካብ ኤርትራ ዝስደዱ ስደተኛታት የለውን ክብል ኣሉ ቀጣን መሊሱሉ። እቲ ውድዓዊ ሓቂ ግና ከምዚ ዝስዕብ ቪድዮ እዩ።

https://youtu.be/RQEzlI-bBeI
በይኑ ዝጎዪ ዝቕድሞ የብሉን፣ በይኑ ዝዛረብ ድማ ዝረትዖ የብሉን። እስከ ነቲ ብመርማሪት ኮሚተ፣ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝብሃል መግለጺ ከኣ ንከታተሎ።

1) CRIMES AGAINST THE ERITREAN PEOPLE