“ኣብ ዓለም ካብቶም ነጻነት ዘይብሎም ክንሶም፣ ነጻነት ኣሎና ኢሎም ብጌጋ ኣሚኖም  ዝነብሩ ህዝቢ ዝኸፍአ ባርነት የልቦን”።
None are more hopelessly enslaved than those who falsely believe they are free. – Johann Wolfgang von Goethe –
ዮሃን ዎልፍጋንግ ጎተ ጀርመናዊ ፈላስፋ

The potential of this region (Eritrea) has never been greater. 70 percent of its population is under the age of 30. Like all young men and women, the Eritreans seek ofcource great futures to build, great national projects to join, and a place for their families to call home. ትርጉም ሰንደቕ ዓላማ ወይከኣ ባንዴራ ሃገር ማለት እንታይ ማለት እዩ፣ ትፈልጡዎዶ? ትርጒም ዓላማ ወይ ራእዪ ሓደ ሃገር፣ መለለዪ ክብርን ልዑላውነትን ሓንቲ ሃገር፣ ምልክት ዓወት ሓደ ህዝቢ፣ ወይከኣ ትሕዝቶ ዓላማ ህዝብ ሃገርን ዝሓዘ፣  ሃገራዊ ምልክት ወይ ሃገራዊ ሎጎ ማለት እዩ።
ኣስተብህል፣ ዝኾነት ትኹን ሓንቲ ሃገር ባንዴራ ዲዛይን ክትገብር ከላ፣ እቲ ህዝባ ዘይኮነስ እቶም መሃንድሳት ጽዮንነት እዮም ብስዉር ኢድ ዝሕንጽጽዎ።  ስለዚ  ከኣ እየን መብዛሕትአን ባንዴራታት ዓለም፣ ኮኾብን ስሉስ ኲርናዕን ወይ ቅርጺ ፒራሚድ ዘለወን።

ንምውካስ ዝኣክል እስከ ኣብዚ ብዘዕባ ባንዴራታት ዓለም ዝሕብር LINK the List of Flags alphabetical list ጠዊቕኩም ተኻታተሉ።

እስከ በሉ ብዛዕባ ባንዴራ ኤርትራ ከኣ ብመጠኑ ሓበሬታ ክንህብ፣-

እዛ ባንዴራ ኤርትራ ማለት ኣብ ግዜ ፈደረሽን ብድልየት ህዝቢ ተመሪጻ ቅኑዕን ሃገራዊን ሰላማዊን ትርጉም ዘለዋን፣ መግለጺ መንነት ኮይና እያ ብነጻን ሓራን ምርጫ ህዝቢ  ሃገራዊ ባንዴራ ንኽትከውን ተመሪጻ። እቲ ወኪል ሕብራት ሃገራት ዝብሃላ (Leaug of Nations) ዝነበረ ማቴንሶኣ ድማ፣ ነታ ብህዝቢ ተኣሚኑላ ዝቐረበት ባንዴራ ብዘይምቅዋም ኣሚኑላ። ካብኡ ባንዴራ ፈደረሽን ኮይና ን10 ዓመታት ኣብ መላእ ሃገር ኤርትራ ኣንበልቢላ።

ቀንዲ ትርጒማ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።
1ይ) ሰማያዊ ሕብሪ ማለት ትርጒሙ፣ ሕብሪ ባሕርናን ሰማይናን ማለት እዩ።
2ይ) ቆጽሊ ኣውሊዕ፣  ምልክት ሰላም ማለት እዩ። እዚ ድማ ነቲ ታሪኽ ማይ ኣይሂ ዘዘኻኽር እዩ። ማለት እታ ርግቢት ንኖህ ማይ ኣይሂ ደው ከምዝበለ ዝሕብር ቆጽሊ ኣውሊዕ ሒዛ ከምተመልሰት ስለዝእመነሉ፣ ኣብኡ ተመርኲሶም እዮም መዲቦሞ። እተን ቆጽሊ ኣውሊዕ ከኣ 8 እየን፣ ንሰን ድማ ምልክት 8 ኣውራጃታት ኤርትራ ዘመልክታ እየን።

Flag of Ethiopia Flag of Eritrea

 ካብ መሰረቱ ሻዕብያ ንሜዳ ካብ ዝወፍር ጀሚሩ፣ ነዛ ባንዴራ ኤርትራ ኣይኣምነላንን ኣይሰቕላን ከኣ ነበረ።

ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብሓቂ ድዩ ኤርትራዊ ኮይኑ፣ ንኤርትራ ንጻ ንኸውጽእ ንሜዳ ወጺኡ? እስከ ነቲ ስዉር ምስጢር ብዛዕባ ሓቀኛ ተልእኾ ኣብዛ ኣብ ታሕቲ ቀሪባ ዘላ ብቋንቋ ኣምሓሪኛ ዝተዳለወት ቪድዮ ንከታተል።

ጸኒሑ ጽዮናውያን ሓንጺጾም ዝሃቡዎ ንሰራዊት ንኸታልል ሓንቲ ባንዴራ፣ ግንከኣ ሰለስተ መኣዝናትን (ስሉስ ኲርናዕ ትርያንግል = ፒራሚድ) ኣብ ማኣከላ ኮኾብ ዘለዋን ገሩ ኣወጀ። እቲ ሰራዊት ከኣ ላህመታዊ ትሕዝቶኣ ድኣምበር፣ ምስጢራዊ ትርጒም ባንዴራ ከይስተብሃለ ከምትልሙድ ብስምዒት ጥራይ ኣሚኑላ።  እቲ ውዲታዊ ስዉር ምስጢር ግና ካልእ እዩ ዝነበረ። እታ ኮኾብ ምልክት ፔንታጎን እያ። ትርጒማ ድማ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ሚንስትሪ ምክልኻል ኣሜሪካ ምዃና ዝሕብር ምስጢራዊን ውዲታውን ትርጒም እዩ።

Why were the Members of Executive Committee of EPLF 13? ኣብ ህዝባዊ ግንባር፣ እቶም ፈጻሚት ዝብሃሉ ቊጽሮም ስለምንታይ 13 ጥራይ ኮይኑ? ብጥንቊልናን ብሜታፊዚክስ ወይ ኦኩልት መሰረት ቊጽሪ 13 እንታይ እዩ ምስጢራዊ ትርጒሙ? What is the meaning of Number 13 in the Language of Numerology? Meaning: NUMBER 13 is a karmic number and is the number of upheaval so that new ground can be broken. The number 13 has great power.ብሕጽር ዝበለ ኣገላልጻ ቊጽሪ 13 ትርጒሙ ዕንወት ማለት እዩ። ንመረዳእት ጳጳስ ፍራንኪስ ብዕለት 13.03.2013 ዓ.ም.ፈ. ተመሪጹ። ስለምንታይ ምዃኑ ትፈልጡዎዶ። ጳጳስ ፍራንኪስከ ኣብዚ እዋንዚ እንታይብልን ይፍጽምን ኣሎ? If this power is used for selfish purposes, it will bring destruction of the self, and in turn, this will bring dis-ease and illnesses. Why were the Members of Executive Committee of EPLF 13? ኣብ ህይባዊ ግንባር፣ እቶም ፈጻሚት ዝብሃሉ ቊጽሮም ስለምንታይ 13 ጥራይ ኮይኑ? ብጥንቊልናን ብሜታፊዚክስ ወይ ኦኩልትኸ ቊጽሪ 13 እንታይ እዩ ምስጢራዊ ትርጒሙ? What is the meaning of Number 13 in the Language of Numerology? Meaning: NUMBER 13 is a karmic number and is the number of upheaval so that new ground can be broken. The number 13 has great power.ብሕጽር ዝበለ ኣገላልጻ ቊጽሪ 13 ትርጒሙ ዕንወት ማለት እዩ። ንመረዳእት ጳጳስ ፍራንኪስ ብዕለት 13.03.2013 ዓ.ም.ፈ. ተመሪጹ። ስለምንታይ ምዃኑ ትፈልጡዎዶ። ጳጳስ ፍራንኪስከ ኣብዚ እዋንዚ እንታይብልን ይፍጽምን ኣሎ? If this power is used for selfish purposes, it will bring destruction of the self, and in turn, this will bring dis-ease and illnesses.

The First Congress of the EPLF occurred in January 1977 and formally set out the policies of this new organization.
ንምዃኑ ኢሰያስ ኣፈወርቂ መን እዩ?  ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብሓቂ ንኤርትራ ነጻ ንኸውጽእ ኣይኮነን ንሜዳ ወጺኡ። ብርግጽ ብስለላ መርበብ ኢትዮጵያ ተላኢኹ እዩ ብሱዳን ኣቢሉ ንተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ። ጸኒሑ ግና ማእከላይ ስለላ መርበብ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ፍሉይ ውዲታዊ ምስጢር ተጠቒሙ፣ ካብ ስለላ መርበብ ኢትዮጵያ መንዚዑ ንነዊሕ ዝኸይድ ስትራተጂካዊ ቃልሲ ግንከኣ ኣብ መወዳእታ እቲ ዓወት ንሓፋሽ ዝብል ዝነበረ ጭርሖን ራእዪን፣ ንረብሓ ጽዮናውያን ንምትግባር ጥራይ ነበረ። እስከ ነቲ ስዉር ምስጢር ብዛዕባ ሓቀኛ ተልእኾ ኣብዛ ኣብ ታሕቲ ቀሪባ ዘላ ብቋንቋ ኣምሓሪኛ ዝተዳለወት ቪድዮ ንከታተል።

 

 

መተሓሳሰቢ፣ ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ ዘሎ ሓበሬታትት በብሓደ ተኻታቲልናኦ ኢና። ርግጽዩ መብዛሕትኡ እቲ ነጥብታት እኳ ሓቂ እንተኾነ፣ ብፍላይ እቲ ብዛዕባ ዳግማዊ ሚነሊክ ዝቐረበ ትንተና ግና ቅኑዕ ኣይኮነን። መኽንያቱ ድማ ንጉስ ዳግማዊ ምነሊክ ሰላዪ ኮሎንያል ጣልያንን ኣንግሊዝን ከም ዝነበረ ብዙሕ ታሪኻዊ ጭብጥታት ኣሎ። እምበር ንኤርትራ ይትረፍሲ ብልዑላውነት ኢትዮጵያ ዘይኣምን ሰላዪ ባዕዳውያን እዩ ዝነበረ። ብዛዕባ ሃገራውነትን ተልእኾን ንጉስ ዳግማዊ ምነሊክ ድማ ኣብ ብዙሕ መጻሕፍቲ ታሪኽ ክንውከሶ ንኽእል ኢና። ንእግሪ መንገድና ክንገልጾ እንደሊ ሓበሬታ እንተድኣ ሃልዩ ድማ፣ ስለላ መርበብ ኮሎንያል ዓባይ ብሪጣንያ፣ ካብ መዋእል ሰላዪ ጀምስ ብሩስ ኣብ 18 ክፍለዘመን ማለትዩ ጀሚራ፣ ብፍላይ ንኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ማለት ቀይሕ ባሕርን፣ንቀላይ ጻናን፣ ንፈለግ ኣባይን፣ ንምቊጽጻር ዘይፈጸመቶ ውዲት ኣይነበረን። ንመረዳእታ፣ ኮሎንያል ገዛኣኢ ዓኣብይ ብሪጣንያ ምስ ንጉስ የውሃስ ራብዓ ብውዲት ተሰማሚዓ፣ ንንጉስ ቴድሮስ ከም ዝስዓር ገበረት። ጸኒሓ ድማ ንንጉስ የውሃንስ 4ይ ብሓገዝ ንጉስ ሽዋ፣ ዳግማዊ ምነሊክ ብውዲት ተመሳጢራ፣ ንጉስ ትግራይ የውሃንስ 4ይ ኣብ ኲናት መተማ፣ ንደርቡሽ ስዒሩ ከብቅዕ፣ ብስትራተጂካዊ ሜላ ከምዝስፍ ኮይኑ። ካብኡ ንሰላዪ ዳግማዊ ምነሊክ መሳርሒን ሰላዪን ብምኽታብ፣ ኮሎንያል ጣልያን ንኤርትራን ኢትዮጲኣን ከምዝቆጻጸር ገበሩ። እዚ እዩ እቲ ሓቂ። ብዛዕባ እትዮጵያውነትን ኤርትራውነትን ከነልዕል እንተኰና ድማ፣ እቲ ኣብቲ ኣምሆ ዘመን ብምድረ ባሕሪ ዝፍለጥ፣ ሎሚ ድማ ሓዳስ ኤርትራ ዝነበረ ህዝቢ፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ጸረ ኢትዮጵያን ትግራይን ኮይኑ ኣይፈልጥን። እኳድኣ ንኢትዮጵያን ትግራይን ክወርር ንዝመጸ ባዕዳዊ ገዛኣኢ፣ ንመረዳእታ፣ ወራር ቱርኪ፣ ወራር ግብጺ፣ ወራር መሓመድ ግራኝ ይኹን ሱዳንዊ ማህዲ ንምክልኻል፣ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይን ኢዮጵያን ኮይኑ እዩ መኪቱ ዝስዕር ነይሩ። ብዘይ ደቂ ምድረ ባሕሪ እምብኣር ሎሚ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ ትሕቲ ቱርክን ግብጽን ምሃለዋ ነይረን። ብኣንጻር ግና መሳፍንትን ነገስታትን ኢትዮጵያን ትግራይን ንህዝቢ ምድረ ባሕሪ እኳድኣ ብድርብ ድርብርብን ሃስዮሞ እዮም። ብሰንኮም ድማ ግዳይ ኮሎንያል ጣልያን ኮይኑ። ብዓል ኣብራሃም ደቦጭን፣ ኣስገዶምን፣ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ግራስያኒ ጅግንነት ክፍጽሙ ከለው ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ኣምሓሩን ትግራዎትን እኮነይሮም እዮም። ጅግና ዘርኣይ ደረስ ዝፈጸሞ ጅግንነት እንተኾነውን ኣብ ሮማ ኣምሓሩን ትግራዎትን ኣይነበሩን ማለት ኣይኮነን።፣ ብዓል ጀነራል ኣማን ዓንዶም ዝፈጸሞ ጅግንነት እኮ ኣብ ቦታኡ እዩ ዘሎ። ስለዚ ንሓቂ ከነዘንብዕ የብልናን። ዓገብ! ዓገብ!!

 

Who Was James Bruce? · An Introduction to Ethiopian Bruce · The 18th Century Search of the  Blue Nile Map of Bruce's Route

በቲ ጄምስ ብሩስ ዘውጽኣሎም መደብ ድማ ኮሎንያል ኢንግልዝ ክሳብ መቕደላ ቤገምድር በጺሖም ንንጉስ ቴድሮስ ስዓሩዎ። እቲ ቀዳማይ ሰላዪ ጽዮናውያን ጀምስ ብሩስ እዩ ዝነበረ። ቅዱሳት መጻሕፍቲ ኣኣብያተ ክርስትያናት ሰሪቑ ከኣ እዩ ንሃገር ኣንግሊዝ ዝተመልሰ።

Téwodros II - 2.jpg
ዳግማዊ ንጉስ ቴድሮስ ብ 13 ሚያዝያ በቲ ጥንቆላዊ ዕለት 1868 ዓ.ም.ፈ.  ካብኣኹም  ብኤውሮጳውያን ሸፋቱ ዝቕንጸል
ሽጉጠይ ሰትየ ንሃገረይ ምብጃው ይሕሸኒ ኢሎም ዝተበጀዉ ጅግና ንጉስ ኢትዮጵያ ሓደ ንጉስ ቴድሮስ ጥራይ እዮም ዝነበረኡ።
Reign 11 February 1855 – 13 April 1868
Coronation 11 February 1855
Predecessor Sahle Dengel
Successor Tekle Giyorgis II
Born c. 1818
Qwara, Dembiya
Died 13 April 1868
(aged 49–50)
Burial Magdala Wollo, Ethiopia
Medhane Alem Church, Magdala (originally)
Mahbere Selassie Convent, Qwara (currently)
Spouse Tewabech Ali
Tiruwork Wube
Issue Prince Alemayehu
House House of Solomon
Father Haile Giorgis Wolde Giorgis
Mother Woizero Atitegeb Wondbewossen
Religion Ethiopian Orthodox

እቲ ብህዝባዊ ሓይልታት ዝፍለጥ ዝነበረ ውድብ፣ 1ይ ውድባዊ ጒባኤ ኣብ ጥሪ 1977 ዓ.ም.ፈ. ኣካይዱ፣ ብሓዲሽ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ዝብል ስም ተጠሚቚ።እቲ ረቂቕን ስዉርን ትርጒሙ ግና ህዝባዊ ግንባር ባርነት ኤርትራ!   ሓቂ ብሓቂ ከኣ ሎሚ ብግብሪ ንርእዮ ኣሎና። ሓቂዶ ሓሶት? ኣብቲ ቀዳማይ ጒባኤ እቲ፣ ዋና ጽሓፍን ምክትሉን ተመሪጾም። እቶም ኣባላት ፈጻሚት ዝነበሩ ድማ እዮም ዝስዕቡ እዮም።

13 Members of Executive Committee of EPLF 1977–1987 standing: Ogbe Abraha, Ali Said Abdella, Sebhat Ephrem, Haile Woldetinsae, Petros Solomon, Mohammed Said Bareh, Mesfin Hagos, Al-Amin Mohammed Seid sitting: Berhane Gherezgiher, Ibrahim Afa, Romedan Mohammed Nur, Isaias Afewerki, Mahmoud Shrifo 13 Members of Executive Committee of EPLF 1977–1987 standing: Ogbe Abraha, Ali Said Abdella, Sebhat Ephrem, Haile Woldetinsae, Petros Solomon, Mohammed Said Bareh, Mesfin Hagos, Al-Amin Mohammed Seid sitting: Berhane Gherezgiher, Ibrahim Afa, Romedan Mohammed Nur, Isaias Afewerki, Mahmoud Shrifo
ካብዚኣቶም ብሕይወቶም ዘለው፣ ሮሞዳን መሕመድኑር፣ ገና ክሳብ ዝመውት ብኢሰያስ እናተገሰጸን፣ እናተጸፍዐን፣ ነቲ ኲሉ ምስጢራት ኢሰያስ ዓቂቡ ክመውት እዩ። ኢሰያስ ኣፈወርቂ ድማ፣ ካብተን መሃንድሳት ጽዮንነት ዘውጽኡሉ መደብ ዕዮ፣ ሓንቲ እኳ ትዂን ከየጒደለ ክቕጽል እዩ። እንተድኣ እጒዲሉ ግና ከም መለስ ዜናዊ ከቅንጸል እዩ። ስለዚ ዋላ ትንፈር በጊዕ እያ እንዳበለ ክሳብ ንህዝቢ ኤርትራ ለኪሙ  ዝመውት ክሕልዉዎ እዮም።  ስብሓት ኤፍሬም እቲ ቀንዲ ሰላዪ፣ ሓለቓ ሰለይቲ ጐይትኡ ኢሰያስ እዩ። ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድን፣ ሓደበደውን  ፈዛዝ ክነሱ፣ ይኣይ ሰብ ጸውዓለይ እንተበልኩዎስ ብዓል በለስ፣ ኣቦ መንበር ህግደፍ ኮይኑ ክሳብ ዝመውት ብኢሰይስ እንዳተጸፍዐ ዝነብር ሓደ ፈዛዝ እዩ። መስፉን ሓጎስ ኣብ ወጻኢ ኮይኑ ንውድባት ፋሕ ብትን እንዳበለ፣ ጸብጻቡ ብቐጥታ ንኢሰያስ እናኣቐበለ፣ ደሞዙ ከኣ ብባጤራ ዶላርን ኤውሮን ኣብ ዓበዝቲ ባንክታት እንዳተመሓላለፈሉ፣ ቀንዲ ሰላዪ ኢሰያስ ኮይኑ ክሳብ ዝመውት ከገልግሎ እዙ። ኤረ እዚ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ኣብ ውሽጢ ኤውሮጳ ምስቶም መሃንድሳት ጽዮናውያን ብቐረባ እንዳተራኸበን ተማኸረን ገና ጉዳይ ስለላኡ ዘካይድ ዘሎ፣ ባቡር ሰውራ ዝሓደገቶ፣ ታሪኽ ኣልቦ ዝኾነ ፈዛዝ  እዩ። ጀጋኑ ሓሊፎም ዝተረፉ ድማ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ይምሽምሹ ኣለዉ።እዞም ውሑዳት ክናናን ምናናን ድማ ዶላራትን ጽዞናውዛን ኣንዳተተዂበሎም ገና ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ዝጸንተሎም ይነብሩ ኣለው።

ይኣይ ንኸምስሉ ፕሮግራም ሓንጺጾም፣ ንሱ ድማ መሰል ደቂ ኣንስትዮ ምሕላውን ኣብ ኩሉ መዳያት ትምህርቲ ምስፍሕፋሕን ምምዕባል ነበረ። እተን ደቂ ኣንስትዮ ድማ ሽዑ ንሽዑ ካብ ዓዓደን ተኣርየን ኣብ ቅድመ ግንባር ተሰሊፈን በጃ ኾና። ኣብዚ እዋንዚ ግና ነባራት ተጋደልቲ ዝነበራ ደቂኣንስትዮ ተረፊትንንደስኪለንን ተጸልጺለንን፣ ኣብ ፈቐድኡ ክልምናን ክምንዝራን ይርከባ ኣለዋ።  እቶም ወኢ ኣፎም  ኣንዳበሉ፣ ነብጾቶም ኣሕሊፎም ኢቦም ናኢሰያስ ንኽምረጽ ይገበሩ፣ ኣባላት ሽማግለ ድማ ሎሚ ገሊኣኦም ሞይቶም፣ ገሊኣኦም ድማ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ መሽሚሾም ይርከቡ ኣለው።

State of Eritrea ኣብ ጥንታዊት ምድረባሕርን ኣብዛ ሎሚ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሃገር፣ ካብ ዘመነ ባሕረነገስታት ጀሚርካ ምልክት ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ፣ ፈረስን በቕልን እዮም ዝነበሩ። በቲ ውዲታዊ እከይ ስራሕ ጽዮናውያን ግና፣ ኣብ ክንዲ ፈረስ ገመል መሪጾም። ርግጽ እዩ ገመል ምልክት ደቂ መታሕት እያ ሓንቲ ኣካል ካብ ጥሪት ኤርትራ ከኣ እያ። ግንከኣ ምልክት መላእ ሃገር ክትከውንሲ ዓገብ። እታ ብርኩታ ግና እምኒ ኣላታ። ፈረስ ግና ምልክት እቲ ካብ 55 % ብዝሒ ዘለዎ ህዝቢ ከበስ እዩ። ፈዛዝ ኢሰያስ ግና ጎይቶቱ ዝበሉዎ ድኣንበር፣ ህዝቢ ዝበሎ ንኸይፍጽም እዩ ተመልሚሉ ብጎይቶቱ ንበረኻ ወጺኡ። ኣብ ጥንታዊት ምድረባሕርን ኣብዛ ሎሚ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሃገር፣ ካብ ዘመነ ባሕረነገስታት ጀሚርካ ምልክት ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ፣ ፈረስን በቕልን እዮም ዝነበሩ። በቲ ውዲታዊ እከይ ስራሕ ጽዮናውያን ግና፣ ኣብ ክንዲ ፈረስ ገመል መሪጾም። ርግጽ እዩ ገመል ምልክት ደቂ መታሕት እያ ሓንቲ ኣካል ካብ ጥሪት ኤርትራ ከኣ እያ። ግንከኣ ምልክት መላእ ሃገር ክትከውንሲ ዓገብ። እታ ብርኩታ ግና እምኒ ኣላታ። ፈረስ ግና ምልክት እቲ ካብ 55 % ብዝሒ ዘለዎ ህዝቢ ከበስ እዩ። ፈዛዝ ኢሰያስ ግና ጎይቶቱ ዝበሉዎ ድኣንበር፣ ህዝቢ ዝበሎ ንኸይፍጽም እዩ ተመልሚሉ ብጎይቶቱ ንበረኻ ወጺኡ።

https://youtu.be/gnHRMvVuoXU

እቶም ንብረት ጽዮንነት ክኾኑ ገና ካብ ኣምሆ ዘመን ጀሚሮም ንህዝቢ ዝከሓዱን ዝጠለሙን ፈዛዛት ፈጻሚት ሽማግለ ህ.ግ.ሓ.ኤ.ግና፣ ኣብቲ ውድባዊ ጒባኤ ብ1976
ዓ.ም.ፈ፣ ነቲ ገርሀኛ ሰራዊት ክሒዶም፣ ንፈላጣትን ፈላስፋታትን ኣሲሮም፣ ንወዲ ኣፎም ጥራይ ከምዝምረጽ ገሮም እዮም። እቲ ከካብ ሓይልታት ብውዲት ተመልሚሉ ዝቐርበ ኣሚኑ ንኽመርጽ ዝተኣከበ ሕጹይ መሪሕነት፣ወዲ ሓንቲ ልባ ድማ፣ ገና ብስለላን ኮለላን ክነግሮ ከሎ፣ ዘምባዕ ትርጒም ባንዴራ እዩ ተገሊጽሉ።
“ብጫ ሕብሪ ምልክት ማዕድን፣ እቲ ሰማያዊ ሕብሪ ምልክት ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፣ እቲ ቀይሕ ሕብሪ ድማ ንሃገርና ዘፍሰስናዮ ምልክት ደምና እዩ”። ብዝብል ውዲት እዮም ኣእሚኖሞ። እቶም ነቲ ምስጢር ዘለለዩ ፈላስፋታት ደቂ ሃገር ግና ብልኡኽ ባዕዳውያን ኢሰያስ በብሓደ ብቓጻ ተቐንጺሎም፣ ክሳብ ሎሚ ኣብቲ ካብ ገሃንበ-እሳት ዘይሓይሽ ቤት ማእስተርቲ ህግደፍ መሽሚሾም ዘለው እውን ብዙሓት እዮም።

ሕሉፍ ሓሊፉ ድማ፣ ነታ ዝነበረት ባንዴራ ፈደረሽን ዝደምሰሳ ከይኣኽሎስ፣ ንታ ብውድባዊ ጒባኤ ዝጸደቐት ባንዴራ ድማ፣ እንደገና በዚኣ ቀይሩዋ።

Flag of Eritrea.svg

 “ሓጺሩኒ እንተበልኩዎስ ተደቢሩ ይስዕስዕ”፣ ከምዝብሃል፣
ሓንቲ ብሰለስተ ምኣዝን፣ ቀያሕን፣ቀጠልያን፣ሰማያውን ዘለዋ ጨርቂ፣ ግንከኣ ብመደብ ቭቅርጺ ፒራሚድ ዝቖመት ባንዴራ፣ 3 ኲርናዕ ዘለዎ ቅርጺ ፒራሚድ እዩ። ምናልባት ትዝክሩዎ ትኾኑ፣ ማሕተም ህዝብዋኢ ግንባር 3 መኣዝን ፒራሚድ እዩ ነይሩዋ፣ ንሱ ከኣ ምልክት ስዉራት ሓይልታት እዩ። ነታ ዝነበረት ኮኾብ ደምሲሱ፣ነዛ ንቕጽቲ ኣውሊዕ ዘሎዋ ስንዕቲ ጨርዊ ኣዳልዩ፣ ህርፋን ጸባ ዘለዎስ ጓጒድ ማይ ወድአ ከምዝብሃል፣ ገርሀኛ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ብስምዒትን ብግርህናን ነታ ንቕጽቲ ቆጽሊ ዝተለጠፋ 3 ምኣይናት ዘሎዋ ጨርቂ፣ ባንዴራና ኢሉ ተቐቢሉዋ። ኣዊጁ። ነዚኣ እውን እቲ ገርሀኛ ህዝቢ ከይተመራመረ ኣሜን ኢሉ ተቐቢሉዋ።

“The GOYIM are a flock of sheep, and we are their wolves. And you know what happens when the wolves get hold of the flock? ” Protocols of Zion, 24-4 ” ሓፋሽ ከም ኣባጊዕ እዮም፣ ንሕና ከኣ ቶዃሉ ኢና፣ ቶዃሉ ነተን ኣባጊዕ እንተድኣ ኣትዮመንሲ እንታይ ከም ዝፍጸም ትፈልጡዶ፣ ፕሮቶኮል ጽዮናውያን 24-4″ እዚ ብሂል እዚ ሎሚ ኣብ ኤርትራ በቶም ስዉራት ሓይልታት ብግቡእ ክትግበር ንዕዘቦ ኣሎና። ጭፍራ ህግደፍ ንብረት ጽዮናውያን ኮይኖም ንሃፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ቶዃሉ ኮይኖሞ ኣሎው።
ምንጪ ሓበሬታ

islamistbogeyman.jpg

https://youtu.be/gnHRMvVuoXU


ውድብ ህዝባዊ ግናባርን ሎሚ ህግደፍን ጥሪትን ትካልን ወይከኣ ኩባንያ ጽዮናውያን እዩ። ንሓቂ ድለዩዋሞ ሓራ ከተውጽኣኩም እያ።
ኩሉ ኣብ ዓለም ዝተኻየደ ሰውራታት እቶም ረቀቕትን ስዉራትን ጽዮናውያን ዝቆጻጸሩዎ ጥራይ እዩ። ኮሚንስት ሩስያ ይኹን ኮሚንስት ቻይና፣ ቫቲካን ዝኹን ሃይማኖት ከኒሻ ምስልምና ይኹን ዝተፋላለዩ ሰውራታት፣ ከም ብዓል ሰውራ ኤርትራ፣ ህውሓት ትግራይ ወይ ሰውራ ደቡብ ኣፍሪቃ ኩሉ ኣብ ትሕቲ ቊጽጽሮም እዩ።

ዘመነ ውዲትን ዘመነ ዓመጽን፣ ዘመነ ኲናትን ሽበራን፣
ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ዝፍጸም ዘሎ ኩሉ ግብረሽበራ ዋናታቱን መሃዝቱን፣ ከምዛ ኣብ ላዕሊ ዘላ ስእሊ፣እቶም ስዉራትን ውዲታውያን ጽዮናውያን፣ ብድሕሪ መጋርጃ ኮይኖም፣ እቲ ዘገርም ድማ ሳንቲም ከይከፈሉ ወርቅን ዘይትን ጋዝን በልዚንን ካልእ ክቡር ማዕድናትን ብነጻ እንዳዘመቱ፣ ነቶም ፈዛዛት መራሕቲ ኣፍሪቃን እዕራብን፣ ብፍላይ እኳድኣ ከም ማፍያዊ ጭፍራ ህግደፍን ወያኔን፣ ከምኡ ድማ እዚ ኣብዚ እዋንዚ “ውድብ ሃገረ ኣስላም ISIS”  ኢሎም ኣጠሚቖም ነስላምን ንክርስትያንን ዘጽንቱዎ ዘለው፣ ባዕሎም ዝሓንጸጽዎ እከይ ፕሮጀክት እዩ። ነዞም ተዛረብቲ እዚኣኦም ከኣ መሳርሒ ገሮም ይጥቀሙሎም ኣለው። እወ፣ ነቲ ፕሮጀክቶም ድማ ገረብ ብሓኽላ እንዳገበሩ ኣብ ግብሪ የተግብሩዎ ኣለው።

እቲ ንሶም ዝውንንዎ ኩብያ ህገደፍከ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብኸመይ ይገዝኦ ኣሎ

 ማይ የለን መብራህቲ
ድንሽ የለን ሽጒርቲ
ላምባ የለን ዘይቲ
ፍሓም የለን ዕንጨይቲ።

ማሸላ የለን ዳጒሳ ጣፍ
ቡን የለን በርበረ ሽኮር ቀጠፍ፣
ህዝብና ኣሎዶ እናበለ
ክነብር ኣይኮነን ብዓጸቦን ምልክን እናተበደለ።

ኣእላፋት ስዉኣት ደሞም ነጒዲ ሰርቢ
ዝተረኽበ ሓርነት ናትና ህያብ ዓቢ
ክሳብ ሕጂ የሎን ኣብ ኣኢድ ህዝቢ
ውሒጡዎ በይኑ ናይ ኣላስካ ድቢ።

ኣብዛ ኤርትራ ብድሕሪ ነጻነት
ኣዛብእ ክርኽቡ ዘይግቡእ ሓርነት
ኣብ ቦትኦም ከይዶም መንእሰያት
ብሃሩር ብቚሪ ብዕርቃን ብጥምየት
በረኻ ንኽነብሩ ተሰጒጎም ካብ ቤት
ብመላኺ ኢሰዛስ ሕገኣልቦ ስርዓት. . .

ብሕጽር ዝበለ ኣገላልጻ እቶም ውዲታውያን ጽዮናውያን ወይ ኢሉሚናቲ፣ ግንከኣ ንነብሶም ከም ይሁዳውያን ዝቖጽሩዋ፣ ብሓቂ ግና ዘይኮኑ ክንሶም፣ ካብ ቅድሚ ብዙሕ ዘመናት ጀሚሮም ንመላእ ህዝቢ ዓለም ብውዲትን ረቂቕ ብልሓትን እዮም ክገዝኡዎ ጸኒሖም። ሎሚውን ማዕቢሎም ዳእምበር ኣይተሓለሉን።

እዚ ኲሉ ኣብ ኤርትራ ዝኸይድ ዘሎ ሓደ ፕሮጀክት ጐዝቶ ኢሰዛስ ጽዮናውያን ኣምበር ንረብሓ ኢሰዛስ ግና ከቶ ኣይኮነን። ገርሀኛ ህዝቢ ኤርትራ ግና ነዚ ምስጢር እዚ ኣይፈልጦን እዩ። እቶም ተቓወምቲ ዝብሃሉ ድማ፣ ንባዕሎም ፈዚዞም ንህዝቢ ዘፍዘዙ ፈዛዛት ስለዝኾኑ፣ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ንሰላዪ ልኡዂ መላኺ ኢሰያስ፣ ነታ ላሕሊሓ ዘላ ዕምሪ ስልጣኑ ጥራይ እዮም ዘናውሑ። ምስእንዳ ወያኔ እንዳተማላለሱ ድማ ዕረፊቲ ዝገብሩ።

ምልክት ባንዴራ ኩለን ሰውራውያን ኢና ዝብላ ሃገራት ፣ ኣብ ባኔራአ ኮኾብን ፒራሚድን ዘይብለን የለዋን። ኣብ ጉጒል (Google) ኣቲኹም ተኻታተሉ ኢኹም።

ባንዴራ ኢትዮዮጵያ፣
ብህዝቢ ኢትዮጵያ ሰንደቅ ኣላማ ትብሃል። ምልክታ  ድማ ቀጠልያን ብጫን ቀይሕን ሕብሪ ዘለወን ስለሰ ርቡዕ ኩርናዕ ዘለወን ሕንጻጻት፣ ኣብ ማእከል እታ ብጫ ሕንጻጽ ድማ ምስሊ ኣንበሳ ዘለዋ እያ። እዛ ባንዴራ እዛ ካብታ ኢትዮጵያ ከም ሃገር ዝተፈለጠትላ ዘመን ኣብ 19 ክፍለዘመን ማለትዩ ዝነበረት ጥንታዊት ምልክት ሃገር እያ።


ኮሎንያል ጣልያን ንኢትዮጵያ ምስወረራ ግና እዛ ምልክት ባንዴራ ጣልያን ተቐየረት።

ስለምንታይ ድኣ ተቐይራ? ንዝብል ሕቶ ክልዓል ግድነት እዩ።

እቲ ቀንዲ ትርጉም ባንዴራ ኢትዮጵያ ግና እዚ እዩ ነይሩ። እዚ ግን ጸረ ዓመጽትን ወረርትን ጽዮንነት ስለዝኾነ ግድነት ክቕየር ኣሎዎ።

ባንዴራ ኢትዮጵያ፣ ካብቲ ጥንታዊ ቅርጻን ዝተቐየረትሉ መኽንያት ኮሎንያል ጣልያን ብዓመጽ ወሪሩ ንኢትዮጵያ ስለ ዝሓዛ ምልክት መግዛእቱ ኢሉ ናቱ ባንዴራ ምሂዙ።

እታ ን5 ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ተሰቒላ ተንበልብል ዝነበረት ባንዴራ ኮሎንያል ጣልያን ከኣ ኣዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ እያ።

ዓላማ ሰበስልጣናት ኮሎንያል ጣልያን ዝነበረ ግና፣ እዛ ባንዴራ እዚኣ፣ ባንዴራ መላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምግባር እዩ ዝነበረ። ሃገራዊ ማሕበርነት ጀርመን፣ በቶም ስዉራት ጽዮናውያን ተመዊሉ፣ 2ይ ኲናት ዓለም ብፍላይ ኣብ ኤውሮጳ ምስ ወልዐ፣  በተን 4 ሕቡራት ሃገራት ዓለም ዝብሃላ ዝነበራ፣ መንግስታት ኣሜሪካን፣ ዓባይ ብሪጣንያን፣ ሶቭየት ሕብረትን፣ ፈረንሳን ተላፊነን ስዓርኦ። ኮሎንያል ጣልያን ድማ መላፍንቲ ኣዶልፍ ሂትለር ስለዝነበረ፣ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሶማልያን፣ ሊብያን ተሳዒሩ ወጸ። ካብኡ እታ ጥንታዊት ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ እንደገና ኣንበልበለት፣ ክሳብ መንግስቲ ወያኔ ይትከል ድማ ጸንሐት።

እታ ህውሓት ኣብ ሜዳ ከለው ንህዝቢ ትግራይ ነጻ ከነውጽኦ ኢና ይብሉሉ ይነበሩ እዋን ዝነበረት፣ ሕጂውን ኣብ ትግራይ ከም ሎጎ ህውሓት ተንበልብል ዘላ ባንዴራ እንተድኣ ኣስትብሂልኩምላ፣ ስሉስ ኩርንዕ፣ ኣብ ማእከል እታ ቀዪሕ ዝሕብሩ ርቡዕ ኩርናዕ ድማ፣ ብጫ ዝሕብሩ ኮኾብ ኣለዋ።  ምልክት ፔንታጎን።


ስለምንታይ ግና ኮኾብን ስሉስ ኩርናዕን ክኸውን ተመሪጹ?

እታ ድሕሪ ህውሓት ኣብ ስልጣን ምስመጹ ወግዓዊት ባንዴራ ኢትዮጵያ ኮይና ዝተወሰነት፣ ነቲ ሎጎ ኣንበሳ ዝነበረ ተኪኣ 5 ኩርንዓት ዘለዋ ኮኾብ ኮይና። ነቲ ምልክት ኣንበሳ ዝዘነበረ ደምሲሶም ብመደብ ብሎጎ ወይ መለለዪ ምልክት ፔንታጎንን ገሮም ቀሪጾሞ። እታ ወግዓዊት ባንዴራ ኢትዮጵያ እምብኣር እዚኣ እያ።

ባንዴራ ኢትዮጵያ

እዚ ኦሪጂናል ፔንታጎን ማለት 5 መኣዝን ወይ ፒራሚድ ዘሎዋ እዚ

ኣብ መብዛሕትአን ባንዴራታት ሃገራት ዓለም ኣላ።

ፔንታጎን ማለት ድማ እቲ ዋና ቤት ጽሕፈት ሚንስተር ምክልኻል ሃገር ኣሜሪካ እዩ።

ኣስተብህል፣ ምልክት ሚንስትሪ ምክልኻል ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ፐንታጎን ይብሃል፣ ትርጉሙ ድማ 5 መኣዝን ዘሎዎ ኮኾብ ኮይኑ፣ እቲ ሕቡእ ትርጉሙ ግና ኣብ ጥንቆላ ዝተመስረተ እዩ። መብዛሕትአን ባንዴራታት ሃገራት ኣፍሪቃን ኣስያን ኣብ ማእከለን ምልክት ኮኾብ ኣለወን። ብዛዕ ባንዴራታት ሃገራት ዓለም ኣብ መብዛሕትአን ኮኾብ ምልክት ከምዘለወን ንምፍላጥ ኣብኡ ኣብዚ ጠውቑ።

ኣስተብህል፣ ስለምንታይ እታ ኣብ ባንዴራ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ዝነበረት ኮኾብ፣ ካብ ባንዴራ ህ.ግ.ሓ.ኤ.ተቐይራ ኣብታ ባንዴራ ኢትዮጵያ ግዒዛ? ስለምታይከ እታ ኣብታ ጥንታዊት ወይ ባንዴራ ፈደሬሽን ኤርትራ ቀጠልያ ቆጽሊ ኣውሊዕ ዝነበረት፣ ብብጫ ቆጽሊ ወይ ብዝነቐጸት ቆጽሊ ተተኪኣ?

መልሲ፣ እቲ ዓላማ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ጽዮናውያን፣ ሕልሙን መደቡን ኣብ መወዳእታ ግዜ፣ እታ ባንዴራ ኤርትራ ተደምሲሳ፣ በታ 5 ኮዋኽብቲ ወይ ሎጎ ፔንታጎን ዘለዋ ባንዴራ ኢትዮጵያ ንምትካእ እዩ። እታ 5 ኮዋኽብቲ ወይ ሎጎ ፔንታጎን ዘለዋ ባንዴራ ኢትዮጵያ፣ ባንዴራ መላእ ኢትዮጵያን ኤርትራን ጥራይ ዘይኮነስ ባንዴራ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምግባር እዩ እዚ ኩሉ ብውዲትን ብዘግምታዊ ጒዕዞን ጽዮናውያን። “ንሰብኣዊ መሰል ደቂሰባት ምግሃስ ማለት፣ መሰረታዊ መንነቶም ወይ ህላዊኦም ንምግሃስ እዩ”። ኔልሰን ማንዴላ


ባንዴራ መንግስቲ እስራኤል ከኣ 6 ስሉስ ኲርናዕ ዝሓዘ ኮኾብ እዩ። እዚ ድማ ረቂቕ ውዲታዊን ጥንቆላዊን ትርጉምን ትሕዝቶ ዘለዎ ኮይኑ፣ ብመሃንድሳት ጽዮንነት ዝተሓንጸጸን ዝተቀየሰን፣ ንገርሀኛ ህዝቢ ንምትላል፣ “ባንዴራ ንጉስ ዳዊት እያ፣ ንሕናከኣ ኣምላኽ ዝሓረየና ሓቀኛታት ደቂ ኣምላኽ ኢና” ኢሎም እዮም ንህዝቢ ዓለም  ክሳብ ሎሚ ዝዓንጅሉዎ ዘሎው። 

 

Flag of Australia

ባንዴራ ኣውያ: ስሉስ ኲርናዕ ዝሓዘ ኮኾብ

Flag of People's Republic of China
ባንዴራ ቱርኪ እንተድኣ ኣስተብሂልናላ ድማ ወርሕን 5 መኣዝን ዘለዎ ኮኾብን ኣለዋ። 5 ምኣዝን ዘለዎ ኮኾብ ምልክት ሚንስትሪ ምክልኻል ኣሜሪካ ፔንታጎን እዩ። 

ምልክት።

ኣብዚ ንምብጻሕ እዩ እቲ ቀንዲ ኣራባራብ፣ እታ ኣብ ማእከል ፒራሚድ ዘላ ሓንቲ ዓይኒ ትርጒማ፣  ሓደ መንግስቲ ሓደ ባጤራ ሓንቲ ዓለም ማለት እዩ። እቶም ስዉራት ሓይልታት ንዂለን መንግስታት ዓለም ከምዝርእያን ከምዝቋጻጸራን እዩ እቲ ትሕዝቶ። ንዘስተብህሉን ንዝመራመሩን ግዱሳት ሃገራውያን፣ ማለት ኣፍሪቃውያን ይኹኑ ኣሜሪካውያን ወይ ኤውሮጳያን፣ እዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ብዓል መን ይቆጻጸሩዋ ከምዘለው ክፈልጡ ይኻሉ እዮም። እዛ ሓንቲ ዓይኒ ምልክት ዘላታ ፒራሚድ፣ ኣብ ባጤራ ዶላር ኣሜሪካ ተለጢፋ ኣላ። ብዓባያ እታ ፒራሚድ ድማ ኣብ ኩለን ባንዴራታት ሃገራት ዓለም ኣላ። ኣብ ባንዴራታት ኩለን ምዕራብ ኤውሮጳ ሃገራት ግና ምልክት ፒራሚድ የብለንን። ኣፍሪቃን ኣስያን ሩስያን ችሂናን ወዘተ ግና ኩለን ፒራሚድን ኮኽብን ኣለወን። እወ፣ ባንዴራ ሃገር ግሪኽን፣ ዓባይ ብሪጣንያን፣ ስዊድንን፣ ስዊዘርላንድን፣ዴነማርክን፣ኣይስላንድ፣ ኖርወይ፣  መስቀልን ኮኾብን ኣለወን። ባንዴራ ቱርኪ ድማ ኮኾብን ወርሕን ኣለዋ። ኮኾብ ድማ ኣብ ውሽጣ ብፒራሚድ ወይ ሰለስት ኲርናዕ ከምዘለዋ ከነስተብህል ኣሎና። ማለትሲ ንባዕላ ፒራሚድ እያ።

 

 

እስከ እቶም ቋንቋ እንግሊዝኛ እትመልኩ ግዱሳት ነዚ ሊንክ እዚ ክተንብብዎ ፈትኑ።