እቶም ቅኑዓት እስራኤላውያን፣ እወ፣ እቶም ፈሪሃ እግዝኣብሔር ዘለዎምን፣ ብክርስቶስ ዝኣምኑን፣ እሞከኣ ድሕሪ ከተማ ዮሪሳሌም ብሮማውያን ምዕናዋ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃን ኣስያን ኤውሮጳ ፋሕ ኢሎም ዝተሰዱ እዮም። እቶም ኣብ 1948 ዓ.ም.ፈ. ካብ ፈቐዶ ምብራቕን ማእከላይ ኤውሮጳን ተኣኻኺቦም፣ ንህዝቢ ፓለስቲንያ መንቁሶም፣ ነታ ፓለስቲንያ እትብሃል ሃገር፣ “እስራኤል” ዝብል ስም ኣጠሚቖም፣ ብስም እስራኤላውያን ዝጽውዑ ዘለው ግና ፍጹም ኣይኮኑን። እቲ ሓቂ እምብኣር ተመራሚርካን ታሪኻዊ መጽናዕቲ ኣካይድካን ጥራይ እዩ ዝርከብ እምበር፣ ዱብ ኢሉ ካብ ሰማይ ዝወርድ ኣይኮነን።

እስከ ነዘን ኣብ ታሕቲ ተዘርጊሐን ዘለዋ ቪድዮታት ንከታተለን።

https://youtu.be/iLRKilCdwyo
https://youtu.be/7MkhKd2rP-A

ስለዚ፣ ብርግጽን ዘይክሓድ መረጋገጺን፣ እቶም ቅኑዓት እስራኤላውያን ዝብሃሉ፣እቶም ኣብ ከባቢ ሰሜን ኣፍሪቃን ኤርትራን፣ ኢትዮጵያን፣ ሶማልን ጅቡትን የመንን ዝነብሩ ዘለው ህዝብታት እዮም። እቲ ሕብሮም ድማ ከደራይን ጸሊምን እዩ። ንእብነት ነዛ ቪድዮ እዚኣ ምክትታል  ይከኣል እዩ።

https://youtu.be/fEKzGboApQY

 ምሩጽ ሕብሪን ቃሕ ዝበሎም ጻዕዳ ሕብሪ ሓርዮም፣ “ንሕና ሕሩያት እስራኤላውያን ኢና፣ ክርስቶስን ማርያምን ከኣ ሕብሮም ጻዕዱ እዮም ነይሮም” እንዳበሉ፣ በቲ ስኣላይ ሚካኤል ኣንጀሎ ዝተባህለ ኢጣልያዊ ዝተሰናንዔ ስእልታት ኣዳልዮም ንህዝቢ ዓለም ብምድንጋር ኣብ ጻዕዳ ሕብሪ ጥራይ ከምዝኣምን ክገብሩ ገልዳሕ ኢሎም እዮም።፣ ንመረዳእታ ጻዕዳ ሕብሪ ዘለዋ ማርያምን፣ ጻዕዳ ቆርበት ዘለዎ የሱስን ኣዳልዮም ብሓሶት ንመላእ ህዝቢ ዓለም ኣእምሮኡ ኣደንዚዞም ንኽእምኑዎ ገልዳሕ ኢሎም እዮም። ንኣእምሮ ወዲሰብ ኣፍዚዝካን ብስኑዕ መንነት ኣደንዚዝካን ግናቅኑዕ መንነት ኣይጥረን እዩ። ድሕሪ ነዊሕ ምትላል ግና እታ ብርእሳ ዝቐበሩዋ ሓቂ ብእግራ እያ ትወጽእ። እወ፣ ሓቀኛ መንነት ብነብሰ ምታምማንን፣ ብብቅኑዕ ታሪኻዊ ሓቅን ወይከኣ ጭቡጥ መርትዖ ዘለዎ ታሪኻዊ ሓቅን ጥራይ እዩ ክጥረን ክዕቀብን ዝኽእል። ብውዲት ንሓሶት ኣብ ሓቂ ቀይርካ ንገርሀኛ ህዝቢ ዓለም  “ዋላ ትንፈር በጊዕ እያ” እንዳበልካ ግና ከቶ እይኮነን።

ማሕበር ቫቲካከ ብዛዕባ ጸሊም ቆርበትን ቅኑዓት ይሁዳውያንን እንታይ ይኣም? እስከ ነዚኣ ምስጢራዊት ቪድዮ ንከታተላ፣ ማሕበር ቫቲካን እኳ ሰብ ክርእያ ኣይፈቕዱንን ኣይደልዩንን እዮም።

https://youtu.be/6ZQ21nz5ims
SECRET VIDEO, THE VATICAN DOESN’T WANT BLACK PEOPLE TO WATCH !

እቲ ዘሕዝን ግና እዛ እንነብረላ ዘሎና ዓለም፣ ካብ ዘመናት ጀሚራ ብሓሶትን ብውዲትን ብዓመጽን ጥራይ ዝምርሑ፣ ኣብ ጻዕዳ ሕብሪ ጥራይ ዝኣምኑ፣ ማሕበር ሰይጣን ዝኾኑ ዓሌት እያ ገና ትግዛእ ዘላ። ምልክቶም ድማ ስርቅን ቅትለትን ሰይጣናዊ እምነትን እዩ።

እቲ ቀንዲ መኽንያት ድማ፣ ብሕብሮምን ባምነቶምን ብነብሶም ዘይትኣማመኑ ስለዝኾኑ እዮም። ካብታ ንየሱስ ክርስቶስ ዝሰቐሉላ ዕለት ጀሚሮም፣ ኣብ ሓሶትን ኣብ ቅትለትን ኣብ ዓመጽን ኣብ ስርቅን ጥራይ እዮም ዝነብሩ ዘለው። ሎሚ እሞ ከኣ ነቲ ዘመናዊ ተክኖሎጂ ሰሪቖምን ኣዘምብዖምን፣ ደቂ ኣምላኽ ንሶም ጥራይ ከምዝኵኾኑ ንህዝቢ ዓለም ገና ኣእምሮኡ ሰሊቦም ይገዝኡዎ ኣለው።

DEFINITIVE UNDENIABLE PROOF Blacks Are The Real Jews ብታሪኻዊ መርትዖ እቶም ቅኑዓት ደቂ ያቆብ እስራኤላውያን፣ ድሕሪ ዕንወት የሩሳለም ብሮማውያን፣ ማለት ድሕሪ 7ይ ክፍለዘመን ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ እዮም እዮም፣ ካብ ከባቢ ዓዲ ዓረብ፣ ብፍላይ እኳድኣ ካብ ከተማ የሩሳሌም ብብዝሒ ንሰሜን ኣፍሪቃ ግዒዞም። The Real Israelites Are Scattered Among the African Nations So Yahawasha Has to Gather Them

 

2ይ መረጋገጺ ቪድዮ

3ይ መረጋገጺ ቪድዮ

 

How white people changed the Identity of biblical characters from black to white. Pure deception!
https://youtu.be/7FhgNHc6HW4