Eugenics ካብ ቋንቋ ግሪኽ ዝወጸ ቃል ኮይኑ ጭዋ ወለዶ ብህለትዩ። እዚ ኣምርዚ ብግሪኻዊ ፈልስፋ ፕላቶ ቅድሚ 2400 ዓመታት ዝተጀመረ ነበረ። እዚ ፍልስፍናዚ ብዛዕባ ምጽናዕቲ ዘራእቲ ወይ መበቆል ደቂሰባትን፣ ማሕበራዊን ዝምልከት ትምህርቲ እዩ። እቲ ቀንዲ ጽንሰሓሳብ እዚ ፍልስፍናዚ ድማ ንሕብረተሰብ ተጽዕኖ ዝኾኑ ሰባት፣ ማለት ንሕብረተሰብ ሸኸም ዝኾኑ “undesirable” qualities (termed “negative” eugenics) ሰባት ከም ስንኩላት ወይ ሕሙማት ሰባት ኣልጊስካ፣ ነቶም ጥዑያት ዝኾኑ “desirable” traits (termed “positive” eugenics) ጥራይ ካምዝፋረዩ ምግባር ዝብል ነበረ። እዚ ማለት ድማ ብዝሒ ህዝቢ ምጒዳል እዩ ዓላምኡ።

Platon (Old Greece Πλάτων Plátōn, Latin Plato; 428/427 BC)
Thomas Robert Malthus ዝተባህለ እንግሊዛዊ ፈላስፋ ብግምት ብ14 ወይ 17 የካቲት 1766 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ዎቶን ዱርኪንግ ዝተባህለ ቦት ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተወልደ። ብ29 ታሕሳስ 1834 ዝሞተ እንትግሊዛዊ ፈላስፋ ነበረ። እዚ ሰብዚ ኣብቲ ብግሪኻዊ ፈላስፋ ፕላቶ ዝጀመሮ መጽናዕቲ ወለዶን ዓሌት ወዲሰብ ተመርኲሱ ምርምሩ ጀመረ።

Thomas Robert Malthus
PRINCIPLE OF POPULATION ዝብል መጽሓፉ ድማ ዓለም (መሬት) ብጂኦመትሪ ብትርብዒት ሜተር (ትርብዒት ሜተር) እያ ትዕቀን፣ ወዲሰብ ድማ ብቚጽሪ (mathematics) እዩ ዝዕቀን ካብ ዝብል ኣምር ተበጊሱ: ትንታኔኡ ይጅምር። እቲ ትንታኔኡ ድማ መጎታዊ እዩ ዝነበረ። ስለዚ ኣምብኣር ቶማስ ሮበርት ማልቱስ፣ ኣብቲ ብ1798 ዓ.ም.ፈ. መሰረታዊ መምርሒ ህዝቢ (Essay on the Principle of Population) ዝብል መጽሓፉ ዘዳለዎ ሓተታ፣ ብዝሒ ሓደ ሕብረተሰብ፣ ንቊጠባዊ ምዕባሌ ሓደ ህዝቢ ጠንቂ ቊጠባዊን ማሕበራዊን ክኸውን ስለዝኽእል፣ ክጎድል ኣለዎ::
መኽንያት፣
ንኣብነት፣ ሓንቲ 40 ትርብዒት ሜተር ዝግፍሓታ ገዛ ሓንሳብ ምስተሰረተትን ምስተሃንጸትን፣ ካብቲ ዘላቶ ስፍሓት ኣይትውስኽን እያ። ወድሰብ ግን ከምታ ዕቅንቲ ገዛ ከይተባዝሐ ዘይኮነስ፣ እንዳተፋረየን) እንዳተራብሐን ስለዝኽይድ፣ ቁጽሩ ወይ ብዝሑ እንዳዛየደ እዩ ዝኸይድ። ማለት፣ ክልተ ሰብ ሓዳር (ሰብኣይን ሰብይትን) 4 ቆልዑ እንተድኣ ወሊዶም፣ እቶም 4 ቆሉዑ ድማ እንደገና ምስዓበዩ ኣርባዕተ ቆልዑ ወሊዶም፣ እቲ ብዝሒ ሕብረተ-ሰብ ወይ ህዝቢ መግቢ ወይ ቁጠባ ኣይክኣኽሎን እዩ ይብል። ብማተማቲክስ ፕሮግረስዮን እንዳወሰኸ ስለዝኸይድ: እቲ ቁጠባ ወይ መግቢ ድማ እንዳበዝሐ ክኽይድ ስለዘለዎ፣ ቁጠባዊ ጸገም ክፍጠር እዩ ይብል ቶማስ ሮበር ማልቱስ። ኣብዚ መጎታዊ ኣምርዚ ተመርኲሱ እምብኣር ቶማስ ሮበርት ማልቱስ፣ እታ መሬት ነቲ እንዳተራብሐ ዝቕጽል ሕዝቢ ንሓዋሩ ክትኣኽሎ ስለዘይትኽእል ክጎድል ኣለዎ። ስለዚ እቲ መስርሕ ምጒዳል ድማ ብውግእን፣ ብጥሜትን፣ ብሕማምን ክኸውን ኣለዎ ዝብል ስነሓሳብ ኣዳላወ።
ቻርለስ ሮበርት ዳርዊን ዝተባህለ እንግሊዛዊ ተመራማሪ ስነፍልጠት (ፈላስፋ)ብ12.የካቲት 1809 ዓ.ም.ፈ. ክሳብ 1882 ዓ.ፈ. ዝነብር ዝነበረ: ኣብቲ THE ORIGIN OF SPECISE ዝብል ዘዳለዎ ክልሰሓሳባዊ መጽሓፉ: ከምዚ ዝስዕብ ኢቮሉሽን ቲዮሪ ኣቕሪቡ። ካብቲ ብዙሕ ተመራሚሩ ዘቕሮቦ መጽናዕታዊ ምርምራት ወይ ክልሰሓሳብ ሓደ እቲ ብ1864 ዓ.ም.ፈ. ዘቕረቦ Survival of the Fittest :ከምኡውን ብ1852 ዓ.ም.ፈ. ዘቕረቦ”Theory of population“ ዝብልን ክልሰ-ሓሳብ፣ ምስዚ ዝቐርብ ዘሎ ትሕዝቶ ዓንቀጽ ዝመሳሰል ስለዝኾነ ለሊና ኣውጺኣና ከምዚ ዝስዕብ ክንጠቅስ ኢና።

ቻርለስ ሮበርት ዳርዊን

ብሕጽር ዝበለ እቲ ዝሓየለ ጥራይ እዩ ዝድሕን ይብል። እዚ ማለት ድማ ንኣምነት ኣብ ኣግራብ ጥራይ ዘሎዎ ቦታ ሓንቲ ጂራፍን ሓንቲ በጊዕን ክነብራ ዝኽእላ: እታ ነዊሕ ክሳዳ ጂራፍ ካብቲ ገረብ ቆጽሊ ቀንጢባ ክትጸግብ ከላ: እታ በጊዕ ግን ካብ ነዊሕ ገረብ ኣንጢጣ ቆጽሊ ክትበልዕ ስለዘይትኽእል: ክትነብር ኣይትኽእልን እያ ማለቱ እዩ። ኣብዘ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ዝኸይድ ዘሎ መግዛእትን ምሕደራን እንተድኣ ንዕዘቦ ኣሊና፣ ኣብቲ ቻርለስ ዳርዊን ዘዳለዎ ክልሰ ሓሳብ ዝተመርኮሰ መምርሒ ሒዘን እየን ኩለን ሓያላት ዝብሃላ ሃገራት ዓለም ንባህርያዊ ጸጋ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝዘምትኦ ዘለዋ። እወ፣ እቲ ዝሓየለ እዩ ባህርያዊ ጸጋ እቶም ድኹማት ዘሚቱ ሃብቱ ዘደልብ ዘሎ። ሓቂዶ ሓሶት? ንመረዳእታ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ዘመነ ባርነት ጀሚረን: ክሳብ ኮሎንያል መግዛእቲ፣ ካብ ኮሎንያል መግዛእቲ ጀሚረን ክሳብ ኮሎንያል መግዛእትን፣ ክሳብ ሃጸይነትን ጽዮንነትን፣ ከምኡውን ክሳብ ሎሚ፣ ከምቶም ኢውሮጳውያንን ኣሜሪካውያንን ኣጽዋርን ሓይልን ስለዘይብለን፣ ሃብተን ተጓሕጒሑ ንኤውሮጳን ንኣሜሪካን ዝውሕዝ ዘሎ። ህዝቢ ኣፍሪቃ ድማ ዘይተኣደነ ባህርያዊ ጸጋ ተዓዲሉ ከሎ: ኣጽዋርን ቴክኖሎጂን ስለዘይወነነ፣ ተጸባዪ ኮይኑ ይነብር ኣሎ።
Sir Francis Galton ዝተባህለ እንግሊዛው ተመራማሪ፣ ብ16 የካቲት 1822 ዓ.ም.ፈ. ተወሊዱ: ክሳብ 1911 ዓ.ም.ፈ. ይነብር ነበረ። እቲ ዓውዲ ምርምሩ ድማ፣ ባህርያዊ (Eugenik)፣ ዘርኢ ወድሰብን፣ ጆግራፍን፣ መትሮሎጊን፣ ከምኡውን፣ ኣእምራዊ ክእለንትን (ኢንተለጀንስን)፣ ተውህቦ ፍሉይ ክእለትን ክኸውን ከሎ፣ ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ኣፍሪቃ እዩ ዝመራመር ነይሩ። ንሱ ወዲ ሓወቡኡ ንቻርለስ ዳርዊን እዩ ዝነበረ። ተወሳኺ ዝገበሮ መጽናዕቲ ድማ ብዛዕባ ስነ-ኣእምራዊ ምርምር ነበረ። ከምኡውን ብዛዕባ ብልሓትን ልቦናን (Intelligence quotient) ተባላሕነትን (Kreativity) ዓሚቚ ምርምር ዘካየደ ተመራማሪ ነበረ። እቲ ቀንዲ ዓላማ መጽናዕቱ ድማ: ብሉጻት ሰባት ጽዓዱ ምዃኖም ኮይኑ ብስነኣኣምራዊ ሜላ ገርካ ብኸመይንሓደ ሕብረተሰብ ክትቆጻጸሮ ከምትኽእል መጽናዕቱ ዘካየደ ተመራማሪ ነበረ። ኣብዚ በጺሕናዮ ዘሎና ዘመን ስነኣምራዊ ወፍሪ ኣብ ዝልዓለ ጥርዙ በጺሕ ከምዘሎ ክነስተብህል ንኽእል። ብርግጽ እቲ Sir Francis Galton ዝተመራመሮ ብዛዕባ ስነኣምራዊ ትሙርቲ: ንኣዎንታዊ ስራሕ እንተዝውዕል ነይሩ: ኣብ ዓለም ገጂፍ ሓባራዊ ጥቕሚ መምጸኤ ነይሩ። እቶም ነዞም ኩሎም ዘዋፍሩዎም ዝነበሩ ግና እቶም ሕቧኣት ሕይልታት ንዓለም ዝገዝኡዋ ስለዝኾኑ እቲ ኩሉ ካብ ፕላቶ ግሪኻዊ ፈልስፋ ጀሚሩ ክስብ ሎም ዝተኻየድ ምርምርን መጽናዕቲን: ንረብሂኣኦም ጥራይ ውዑሉው ክኢሎም።
Margaret Sanger ዝተባህለት ኣሜሪካዊት ከም ነርስ ኮይና ከተገልግል ድሕሪ ምጽናሓ ብ1942 ዓ.ም.ፈ. ሓደ ምክልኻል ወሊድ ዝብል ማሕበር መስሪታ:: ምክልኻል ወሊድ ክግበር ኣለዎ ድኻታት ክወልዱ የብሎምን ዝብል Planned Parenthood መስረተት። ኣብዝ ጎኒ ጎኒ ፍልስፍናኣ እቶም ጭዋታት ዓሌት ግና ክባዝሑ ኣለዎም ዝብል ፍልስፍና ሒዛ እያ ተበጊሳ። እቲ ተበግሶ ግና ከምቶም ካልኦት ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስናዮም ፈላስፋታት ብድሕሪት ኮይኖም ዘዋፈሩዋ ሕቧኣት ሓይልታት ነይሮምዮም። እቶም ብሉጻት ኢሎም ንነብሶም ዝቕርቡዋን ክነብሩ እቲ ድኻን ክጸንት ቀንዲ ዓላማኦም እዩ።
Thomas John Watson, Sr. ብ17 የካቲት 1874 ኣብ Campbell, New York;ተወሊዱ:: ካብ ስኮትላንድ ብ1840 ዓ.ም.ፈ ንኣሜሪካ ዝተሰደ እንግሊዛዊ ወዲ ስኮትላንድ እዩ ዝነበረ። ብ 19 ሰነ 1956 ዓ.ም.ፈ. ድማ ዓሪፉ። እዚ ሰብዚ ካብ ክሰብ 1956 ዓ.ም.ፈ ኣሜሪካዊ ብዓል ትካል፣ ማለት ማናጀር ትካል ኣይቢኤም (IBM.) እዩ ዝነበረ። ኣብ እዋኑ እቲ ልዑል ኣሜሪካዊ ነጋዳይ ነበረ።

Thomas John Watson, Sr.
Thomas John Watson, Sr. ኣብ ጀርመን ብናዚ ዝተባርዐ 2ይ ኲናት ዐለም: ኣንጻር ፖላንድ ዓቢ ኢድ ዝነበሮ ወናኒ ትካል ኣይቢኤም (IBM.) ዝነበረ እዩ። ኩሎም ጀነራላት ጀርመን ብናዚ ተወንጂሎም ኣብ ቤት ፍርዲ ኑርንበርግ ንሞት ክፍረዱ ከለው Thomas John Watson, Sr. ግን: ቀንዲ ተዋስኣይ ናዚ ክነሱ ብነጻ ንግዲ ትካል (IBM.) ከካይድ ቀጸለ። እዚ ድማ ግሁድ እዩ ብድሕሪ ቶማስ ጆን ዋትሶን ስዉራት ሓይልታት ከምዝነበሩ። ኣብ መወዳእታ ምስ ኣረገ ነቲ ትካል IBM. ንወዱ ቶም ዋትሶን ኣውሪሱዎ።
William „Bill“ Henry Gates III ብ 28. Oktober 1955ኣብ Seattle,California USA ዝተወልደ፣ ኣሜሪካዊ ወናኒ ትካል ሚክሮሶፍት እዩ። 110 Milliarden US-Dollar እዩ። ቢል ጌት ካብ ማይቤት ቶማስ ዋትሶን ኣዩ:: ኣዲኡ ድማ ሰራሕተኛ ኣይቢኤም ነይራ፣ እቡኡ ንቢልጌት ድማ ሓደ ምክልኻል ወሊድ ዝብል ማሕበር Planned Parenthood ማናጀር ነይሩ። ጠበቓ ድማ ነይሩ።
ብግሚት ወናኒ ክሳብ 110 Milliarden US-Dollar ። ክሳብ 501 ሚልዮን ኣክስዮን ድማ ይውንን።

ምስ ብዓልቲ ቤቱ Bill & Melinda Gates Foundation ኣስታት 28 ቢልዮን ዝግመት ይውንኑ። ነዚ ክታበትን ኤለክቶሪንክ ቺፕ ኣብ ቆርበት ዝጠብቕ ምሂዙ: ንህዝቢ ዓለም ካብ 6.7 ቢልዮን ከፋርቖ ላዕልን ታሕትን ዝብል ዘሎ እዩ። ቢልጌት ንክታበት ኦሮና ቫይረስ ዝመሃዘ እዩ። ሎሚ ቢልጌት ካብ ወናኒ ማይክሮሶፍት፣ ዋናኒ ክታበት ኮሮናን ኣብ ቆርበት ዝጠብቕ ኤሌክትሮኒች ኮይኑ ንህዝቢ ዓለም ብምርዚ ክታበት ከውሕድ ዝዕንድር ዘሎ ካብ ባዶ ተበጊሱ ዘይኮነስ፣ ብድሕሪኡ እቶም ንዓለም ከምድላዮም ገሮም ክግዛኡዋን ክቆጻጸሩዋን ዝሓልሙ ዘለው ማሕበር ጸልማት ዝልኣኹዎ እዩ።
ሄንሪ ኪሲንጀር መንዩ?
ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር (Henry Alfred Kissinger) ክውለድ ከሎ ግን ሃይንስ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር (Heinz Alfred Kissinger) ዝብሃል፣ ኣብ ሃገር ጀርመን ከባቢ ኑርንበርግ እትርከም ፉርት ዝተባህለት ከተማ ብ27 ግንቦት 1923 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሓደ ዩዳዊ ስድራቤት ዝተወልደ ይሁዳዊ እዩ። ዝመጽእ ዘሎ ወርሕ ግንቦት 98 ዕድመ ክመልእ እዩ። እዚ ሰብዚ ኣብቲ መጀመርያ ስራሕ ክጅምር ከሎ ፖለቲካዊን ዲፕሎማትን ከምኡን ጂኣ ፖለቲካዊ ኣማኻሪ ኮይኑ እዩ ኣብ መንግስቲ ኣሜሪካ ጀሚሩ። ጸኒሑ ድማ ምምሕዳር ፕረሲደንት ኒክሶን ን ጀራልድ ፎርድን ከም ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኮይኑ ተመዚዙ ክሰርሕ ጀሚሩ። እዚ ሰብዚ ከም ስደተኛ ይሁዳዊ ኮይኑ እዩ ካብ ሃገር ጀርመን ብመኽንያት መንግስቲ ኣዶልፍ ሂትለር ብ1938 ዓ.ም.ፈ.ንሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ተሰዲዱ። ብ1969 ዓ.ም.ፈ. ከም ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኮይኑ ክሰርሕ ዝጀመረ። ብ1973 ዓ.ም.ፈ. ድማ ልዑል ስልጣን Secretary of State ሴክረታቲ ሃገር ኣሜሪካ ኮይኑ ተሾመ። ኣብቲ መወዳእታ ኲናት ቬትናም ደው ዝበለሉ እዋን ክልተ መወዳድርቱ ካብቲ ውድድር ምስ ኣንሰሓቡ ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ግን ይሁዳዊ ስለዝኾነ ዓለምለኻዊ ኖበል ሰላም ሽልማት ተሸሊሙ። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ካብ መጀመርያ ጀሚሩ ኣባል ሰልፊ ረፓብሊክ ኣሜሪካ እዩ ዝነበረ።
ንጆን ፎስተር ዱላስ ተኪኡ ድማ ካብ 1969 ክሳብ 1977 ዓ.ም.ፈ. ኣዝዩ ልዑለ ወጻኢ ፖሊሲ መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ነበረ። John Foster Dulles ቅድሚ ሄንሪ ኪሲንጀር፣ ኣብ ምሕደራ ፕረሲደን ደዊት ደ. ኣይዘንሃወር ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ዝነበረ እዩ። ብዓልቲ ቤቱ ንጆን ፎስተር ዱላስ ጓል እቲ ወናኒ በልዚን ዓለም ሮክፎለር እያ። እዚ ሰብዚ ኣብ ምውላዕ ኲናት ቬትናምን ዝሑል ኲናት ጸረ ኮሚንስትን ቺናን ሶቭየት ሕብረትን እዝዩ ልዑል ተራ ዝተጻወተ ብዓል ስልጣን ነበረ ብ24 ግንቦት 1959 ድማ ዓ.ም.ፈ. ብዛዕባ ጒድይ ኤርትራ ንዝምልከት ድማ፣ ኣብቲ ጆን ፎስተር ዱለስ ወካሊመንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ብ1952 ዓ.ም.ፈ. ከምዚ ዝስዕብ ቬቶ ድምጺ ሃብ፣- 
John Foster Dulles
“ብፍትሓዊ ኣመለኻኽታ ድልየት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግምት ምኣተወ ነይሩ፣ እንተኾነ ግን፣ ብመኽንያት ስትራተጂካዊ ረብሓ ወይ ኣገዳስነት ኣሜሪካ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኤርትራ ምስ መሓዛና ኢትዮጵያ ክትጽመድ ኣሎዋ” ክብል ውሳኔ ደምደመ። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር እንብኣር ንጆን ፎስተር ዱለስ ዝተለሞ መርግጽ ብዛዕባ ኤርትራ ሒዙ እዩ ገና ዝቕጽል ዘሎ።
ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ምስ መንግስቲ ሶቭየት ሕብረትን፣ ምስ መንግስቲ ቻይናን፣ ኣብ ማእከላይ ምስራቕን፣ ማለት ኣብቲ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣዕራብን እስራኤልን፣ ዂናት ዘብቀዓሉ እዋንውን ዓቢ እጃም ዝተጻወተ ሰብ ነበረ። ሽስብቲ መፈንቅለ መንግስቲ ሃገር ቺለውን ዓቢ እጃም ዝተጻወተ ብዓል ስልጣን መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ነበረ። ካብኡ ሓደ ሓደ ጂኦ ፖለቲካል ትካል መስረተ። ክሲንጀር ብዛዕባ ዲፕሎማስያዊ ታሪኽን፣ (On diplomatic history) ዓለምለኽ ምድናን (Iinternational relations) ዝትሕዝትኦም ደርዘን መጻሕፍቲ ዝደረሰ ሰብ እዩ። ብ1974 ዓ.ም.ፈ. ፕረሲደንት ጂሚ ካርተን ኣብ ስልጣን ዝነበረሉ ግዜ፣ ንጉስ ሃይለስላሴ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ ግዝያዊ መንግስቲ ደርጊ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ ዘመን እዩ ዝነበረ። ኣብቲ እዋንቲ ደርጊ ኣብ ስልጣን ምስ መጸ ከማኡውን ዝምድና ምስ ሶቭየት ሕብረት ምስተወዓዓለ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ህጹጽ መጋብኣያ ገበረሞ፣ ኢትዮጳያ ኣብ ኢድ ሶቭየት ሕብረት ስለዝወደቐት፣ ንስቲ ክንወቕዖን ክነዳኽሞን ዝጸናሕና ሰውራ ኤርትራ ሓጊዝና ኤርትራ ሓራ ንኽትውጽእ ክንድግፍ ኣሎና ዝብል ዛዕባ ቀረበ። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ግን ልዕሊ መንግስቲ ኣሜሪካ ኮይኑ፣ ብፍጹም ኣይከውንን እዩ፣ ኤርትራ ሓራ ክትከውን የብላን፣ መኽናያቱ ድማ ኢትዮጵያ ክርስትያን ሃገር ስለዝኾነት ውዒላ ሓዲራ ክትምለስ እያ፣ ኤርትራ ግን እንድሕሪ ክይዳ ኣይትምለስንያ። ስለዚ ነቲ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓጊዝና ንደርጊ ከምዝስዕር ክንገብር ንኽእል ኢና። ኣብ መወዳእታ ድማ መሳርሒ ናትና ከምዝኸውን ክሰርሕ ኣሎና ክብል፣ ብቬቶ ድምጹ ንጉዳይ ኤርትራ ንኸይፍታሕ ንባይቶ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣእመኖ። ብድሕሪኡ ጀብሃ ከምትውቃዕ ብውሳኔ መንግስቲ ኣሜሪካ ተወሰነ። ሻዕብያን ወያኔን ድማ ብፍላይ ኣገልገልቲ መንግስቲ ኣሜሪካ ብሓፈሻ ድማ ትካል ሃጸይ-መጸይ ንክኾኑ ስለዝተወሰን፣ወያኔን ሻዕብያን ንጀብሃ ምስ ስዓሩዋ፣ ብሓገዝ መንግስቲ ኣሜሪካ ብጂሚ ካርተር ኣቢሉ ረቂቕ ዕጥቅን ስንቅን ተመጽዊቱሎም ንደርጊ ንኽስዕሩዎ በቕዑ። ስለዚ እዚ ኲሉ ውዲት እዚ እምብኣር ብሰንኪ ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር እዩ ተፈጺሙ። በዚ መኽንያትዚ ድማ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ኣብዚ ዘላቶ ደልሃመት ተሸኺላ ትርከብ። ስለዚ ጉዳይ ኤርትራ ዝፍታሕ ምስ ሞት ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ጥራይ እዩ ክኸውን። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ክሳብ ሎሚ ንመንግስቲ ኣሜሪካ ጥራይ ዘይኮነስ ንምሉኣ ዓለም ዝገዝእ ዘሎ ኣዝዩ ሓደገኛ ፍጥረት እዩ። ሎሚ ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር እርጋን ተሓላሊፉዎ ንክመውት ሎሚ ጽባሕ ዝብል ዘሎ ወዲ 98 ዓመት ኮይኑ ይርከብ።
ኣብዚ ዘሎናዮ መዋእል ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር (Henry Alfred Kissinger) ክሳብ ኣብ ጉድጓድ ዝኣቱ፣ ንዓለም ዝግዝእ ዘሎ ቀዳማይ ወካሊ በቶም ብማይቤት ይሁዳውያ ዝፍለጡ ስዉራት ማህበረ ጸልማት፣ ግንከኣ ወነንቲ በልዚንን፣ ባጤራን (ባንክታት)፣ ዳያመንድን፣ ወርቅን ኣጽዋርን, ካልእ ክቡር ማዕድናትን ዝኾኑ ኮይኑ እዩ ክሳብ ኣብ ጒድጓድ ዝኣቱ ዝሰርሕ ዘሎ።ጉዳይ ኤርትራ እምብኣር ኣብ ኢድ እዞም ስዉራት ሓይልታት እምበር ኣብቶም ብፈዛዝ ኢሰያስ ዝምርሑ ትካል ሃጸይ-መጻይ ዝኾኑ ኢህግደፍን ወያኔን ኣይኮነን ዘሎ።
ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ልዕሊ Donald Trump ኮይኑ እዩ ንመንግስቲ ኣሜሪካ ዝገዝኦ።
https://youtu.be/wooGL__-OvA
Xi Jinping ካብ 2013 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ጀነራል ሴክሬታሪ ሰልፊ ኮሚኒስትን፣ ኣቦ-መንበር ማእከላይ ኮሚቴን ወተሃደራዊ ኮሚቴን ሃገር ቻይና ዘሎ እዩ። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ልዕሊ Xi Jinping ኮይኑ እዩ ንመንግስቲ ቻይኑ ብስዉር ዝገዝኦ።
Henry Kisinger and Ethio-Eritrean Issue
ቭላድሚር ፑቲን ፕረሲደንት ሃገር ሩስያ እንተኾነውን ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ሄንሪ ኪሲንጀር እዩ።
ካንስለር ሃገር ጀርመን ኣንጀላ መርከል ድማ እታ ጥቡቕ ርክብ ምስ Henry Kissinger ዘለዋ መራሒት እያ።
ኣብዚ እዋንዚ ብኮሮናቫይረስ ኣምሲልካ ኣብ መላእ ዓለም ልሒሙ ዘሎ ውዲት። በቶም ብመሪሕነት ሄንሪ ኪሲንጀር ዝዓዩ ስዉራት ሓይልታት ዝተፈጥረ ምዃኑ ሰብ ክዝንግዖ የብሉን። ንዓለም ዝገዝኡዋ ዘለው ፕረሲደንትታት ሃገራት ዓለም ዘይኮኑ፣ ብሄንሪ ኪሲንጀር ዝውከሉ ስዉራት ሓይልታት፣ ብጽዮንነትን ሃጸይነትን ዝፍለጡ እዮም። እምብኣር እቶም ኩሎም ፈላስፋታትን ተመራመርትን፣ ካብ ግሪኻዊ ፈላስፋ ፕላቶ ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ ዘለው፣ ከም ብዓል ቢል ጌይት (William „Bill“ Henry Gates III) ዘካየዱዎ ምርምርን መጽናዕቲን: እርይ ቁጽር ኣቢሎም ኣብ መደብ ዕዮኦም ሰዂዓም ዝሰርሑሉ ዘለው ንሶም እዮም። እተን ከም ብዓል ቻይናን ሩስያን ኣሜሪካን እንግሊዝን ጀርመንን ፈረንሳን ዘለው መራህቲ ሄንሪ ኪስንጀር ከይመረቖም ኣብ ስልጣን ኣይመጹን እዮም። ኪሲንጀር ድማ እቶም ስዉራት ሓይልታት ጎይቶቱ ዝሃቡዎ መልእኽቲ ጥራይ እዩ ዘበጻጽሕ ኣምበር ባዕሉ ኣይኮነን ዝፍርኾ። ብዙሓት ሊቅውንቲ ከምዘረጋገጹዎ። እዚ ብኮሮና ቫይራስ ገሮም ንመላእ ዓለም ኣብ ራዕድን ሽበራን እጥሒሎሞ ዘለው፣ ብዝረቐቐ ውዲታዊ ሜል ዳርጋ 3ይ ውግእ ዓለም ዝኸደሉ ዘሎ ወፍሪ እዩ። ካብዝ ተበጊሶም ንብዝሒ ህዝቢ ዓለም 6.7 ቢልዮን ንኸጒድሉ እዩ እቲ ቀንዲ ዓላማኣኦም። ብኸመይንሓደ ሕብረተሰብ ክትቆጻጸሮ ከምትኽእል መጽናዕቲ ኣክይዶም ገና ነቲ ኮሮና ቫይረስ እእብ ክታበት ኣቃሚሞም ነዚ ኣብ ገገዛኡ ተዕጽዩን ተወሽቡን ዘሎ ህዝቢ ዓለም ንዓ ኮሮና ክይሕዘካ ተኸተብ ክብሉዎ እዮም። ሽዑ ክታበት ዝተኽወትበ ሕዝቢ ክምንቆስ ክጅምር እዩ። እዚዩ እቲ ሕቡእ እጀንዳ ኣምብኣር።xt
ቢልጌት ክሳብ መርዛም ክታበት ኮሮና ንኸትበኩም: ኣብ ገዛኹም ተዓጸኹም ጽንሑ። ድሕር ግን ተሰሪዕኩም መርዚ “ፈውሲ” ኮሮና ክትክተቡ ኢኹም ይብለና ኣሎ። ስለዚ እዚ ሕማም ተላባዒ ኮሮናቫይረስ እንዳተባህለ ዝባራዕ ዘሎ ዓለምለኻዊ ፕሮፓጋንዳ, ንህዝቢ ዓለም ንምርዓድ ኣምበር: ሕማም ተላባዒ ኮሮና ዝብሃል መሸቀጢ ጥራይ እዩ።
ብሓልዮት መረበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
12.04.2020 ዓ.ም.ፈ.
Recent Comments