ረታ

ሓላፊት UNDP (ፕሮጀክት ልምዓት ሕቡራት ሃገራት) ኣብ ኣስመራ ሎሚ ልክዕ ሰዓት 3 ድ.ቀ. (15፡00) ኣብ ፓርላመንት (ትቨይደ ካመር) ሆላንድ ኣብ ደንሃኽ ምስ ኣባላት ፓርላመንት ኣብ Foreign Affairs Committee መደብ ኣለዋ። እዚኣ ሓላፊት’ዚኣ ተደናጋጺት ስርዓት ኢሳያስ ከም ምዃና እያ ትፍለጥ። ስለዚ ካብቲ ስርዓት ዝተፈለየ ድምጺን መርገጺን ዘሎና፡ ደለይቲ ፍትሒን ለውጢን ኤርትራውያን ከምዘሎና ክትፈልጥ ጉቡእ ይመስለኒ። ስለዚ ሕጂ ኣነ ናብኡ ገጸይ የምርሕ ኣሎኹ። ካልኦት እንተሊኹም ሰዓቡ። ሰላማዊ ሰልፊ ኣይኮነን፡ ከም ተዓዘብቲ ኢና ንኣትዎ ነቲ ኣኼባ። ኣብ ቀረባ ደንሃኽ ንዘለዉ ኣመሓላልፉ ነዚ መልእኽቲ።
ክብሮም ዳፍላ

The lady in charge of the UNDP in Asmara, is meeting the Dutch Parliament (Tweede Kamer), in Den Haag, today at 15:00. I am going in order to let her know that we, the Justice Seekers, also matter. She is known to have a reconciliatory stand regarding the Eritrean regime. It is a public meeting, anybody interested can join me, all you need to bring is your ID. We will attend as observers only, it is not meant to be a demonstration, nor a protest. .

 ምሕጸንታ
ነዚ መጠንቀቕታ ብእንግሊዝን ብትግርኛን ጽሒፈዮ ዘሎኹ ሓደ ሰብ ብዓረቢ ብካልእ ቋንቋታት ተርጒሙ ክዝርግሖ፡ ይምሕጸን ኣሎኹ
Kubrom Dafla Hosabay

 Comments:

Michael Haile

ብዓል ተስፋ ኣቦ! ንኹሉ እትገብሮ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ጻዕርታትካ ከይትሓለልካ ቀጽል ኩቡር ኣቦና Kubrom Dafla Hosabay

 Yosief Tesfaghabir

ኣቱም ሰባት ብዙሕ ግዝየ መራሒ ኣይረከበን እዚ ደንበ ደለይቲ ፊትሕን ለውጥን ተባሂሉ ክዝረብ ጸኒሑ። ሕጅ ግን አዛ ሕቶ መልሲ ረኺባ ኣሎ እየ ዝብል። ክብሮም ዳፍላ ኣብ ደሞክራስያዊት ኤርትራ ክብጽሓና ዝኽእል ብዓል ሕልናን ዓቅምን ሰብ እዩ። ሃየ ባይታ ነጣጥሓሉ።